ኮሮናቫይረስ ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ። ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ጉዳያት ኩለመዳይ ፅዕንቶ እናሕደረ ይርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒሰስቴር ጥዕና ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ኣብ ሚኒሰስቴር ጥዕና ዋና ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ ዶክተር መብራቱ ማሴቦ ገሊፆም። 10 ሚሊየን ዝኾ ዜጋታት ከምዝተኸተቡ ዝገለፁ እቶም መተሓባበሪ፥ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ”ዕዳጋ ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ዝተረጋገዐ ዕዳጋን” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል ታሽዓይ ኤግዚብሽንን ባዛርን ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ልኡክ ሰመራ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2022 0 ኣዲ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ዋናፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሰመራ ኣቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብኲናት ንዝተጎድኡ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወቀት ንዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲታት መቅደላ ኣምባ፣ ወሎን ወልዲያን መሊስካ ንምጥያሽ ዝኸውን ኣቕሑት ቤተፈተነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ ክብል ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ካብ 6 ክሳብ 13 ለካቲት 2014 ዓ.ም ብ10 ዓይነታት ልዕሊ 900 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፍሉ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዝተፈጠረ ድርቂ ዘድሊ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዘኽእል 327 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ውሕመ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዝተፈጠረ ድርቂ ዘድሊ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዘኽእል 327 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘድሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ገሊፁ። እቲ ድርቂ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኬንያ፣ ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣስታት 13 ሚሊየን ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ዝቕፅል ሰንበት ከመርቕ ኢዩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምኽባር መበል 80 ዓመት ምስረትኡን ምረቓ ዋና ቤት ዕዮኡን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። እቲ መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ከምዝጅምር ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኣበበ ግርማ ገሊፆም። ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕንወትን ዘረፋን ዝበፅሖ እቲ ዩኒቨርሲቲ ስራሕቲ መሊስካ ፅገና ብምግባር ካብ 7…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ንብረቱ ዝዓነዎን ዝተዘረፎን ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን እቲ ኲናት ልዑል ጉድኣት ዘተኣናገደ እቲ ሆስፒታል፥ ብፍላይ ሆስፒታል ኣለርት ብዝገበረሉ…