Fana: At a Speed of Life!

ሰልጠንቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ቦንጋ ጋምቤላ ፀገም ጥዕና ኣጋጢሙዎም ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣስታት 130 ፍሉይ ሓይሊ ሰልጠንቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ቦንጋ ፀገም ጥዕና ኣጋጢሙዎም ከምዝነበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣቡላ ኡቦንግ፥ እቶም ሰልጠንቲ ዘጋጠሞም ፀገም ጥዕና…

ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንመፍረዪ ወረቐት ዘገልግል “ፐልፕ” ዘፍረዩ ተምሃሮ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኬሚካል ምህንድስና ፍራምረን ካልኦት ተረፍመረፍ ውፅኢታት ብምጥቃም ንወረቐት መስርሒ ዝኸውን “ፐልፕ” ብምፍራይ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ናይ 245…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ብምዃን ምስ ዳይሬክተር ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ሴን ጆንስ ኣብቲ…

ፕሬዚዳንት ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒለምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒለምዎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ሄንሪ-ማሪ ዶንድራን ካብ ሓላፍነቶም ዝተልዓልሉ ምኽኒያት ኣብ ውሽጢ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ መንጎ ደጋፊ ሩሲያን ፈረንሳይን ብዝብል…

ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ዲፕሎማሲያዊ መፍትሒ የድልዮ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ዲፕሎማሲያዊ መፍትሒ ከምዘድሊ ኣቐባሊ ቃል ፕሬዚዳንት ቱርኪ ኢብራሂም ካሊን ገሊፆም። ኣባል ሃገር ኔቶ ዝኾት ቱርኪ ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ፅቡቕ ርክብ ከምዘለዋ እቶም አኣቐባሊ ቃል ዝተዛረቡ…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 3 ጋንታታት ውሳነ ቅፅዓት ተመሓላሊፉወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ግድፈት ዲሲፒሊን ኣብ ልዕሊ ዝፈፀማ 3 ጋንታታት ውሳነ ቅፅዓት ከምዘመሓላለፈ ኮሚቴ ዲሲፒሊን እቲ ሊግ ተገሊፁ። ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈለን ውሳነ ቅፅዓት ዘተመሓላለፈለን ጋንታታት ድሬዳዋ ከተማ፣ ሃዲያ…

ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሮጀክት ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ኬኒያ ኣሳሊጡ። እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማእኸል መከላኸሊ ሕማማትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን ዶክተር ሊያ ታደሰ። ዶክተር ሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካ(ኣፍሪ ኤግዚም ባንክ)ን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ባንኪታት ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን…

ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ስልጠና መውሃቢ ዓቕሚ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣመራርሓ እዋኑ ዝሓቶ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣተሓሳስባን ከጎልብት ዝመረፆ ህዝቢ ብትግሃትን ብቕንዕናን ንኸገልግል ዝዓለመ መድረኽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…