ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ውድብ ሕቡራትመንግስታት አሚና መሓመድ ዘካተተን ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን… Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ለበዳ ኮቪድ 19 ድሕሪ ምግጣሙ ንመፈለምታ እዋን ኣብ ሓደ ኣዳራሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኲናትን ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናትን ብዝተፈላለዩ ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣብያተ ትምህርቲ ንምሕላውን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ሃገራት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2022 ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ። ዓቕሚን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ካብ ዘለወንን ኣብ ዓመተ 2022 ኢንቨስት ንምግባር ተመረፅቲ ካብ ዝኾናን ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ጀነራል ኤቫሪስቴ ዳይሺሚዬ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ክልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ዘድሃበ ከመዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት 400 ግልጋሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ 2014 ዓ.ም 400 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ኣብ ቲ ሚኒስቴር ብዝማዕበሉ መተግበሪታት ዝወሃቡ 168 ኣገልግሎታት ብኦንላይን ይወሃቡ ኣለዉ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን። እተል ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ፕሬዚዳንት ጅቡቲውን ኢስማኤል ኦማር ጌሌን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን። “እቲ ዋዕላ ዕውት በዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም መላእ ነበርቲ ከተማና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳልን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሕብረት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሑ ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳልን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሕብረት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ነቶም ፕሬዚዳንት ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላምን ዕዉት ብዝኾነ ኩነታትን ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…