ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣብ መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣ ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ልምዓት የሳልጥ” ብዝበል መሪሕ ቃል ዕለተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ዝጀመረ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዝጀመረ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ። ብብርኪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ይካየድ ምስ ዘሎ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ክልቲኣዊ ዘተ ይፍፀሙ ከምዘለዉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህዋሓት ኢዳ ብጥይት ተወቒዓ ዝተጎድአት ተምሃሪት መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ትወስድ ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህዋሓት ኢዳ ብጥይት ተወቒዓ ዝተጎድአት ተምሃሪት ቃልኪዳን ተኮላ ካብ ሕማማ እንተይደሓነት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ትወስድ ኣላ። ተምሃሪት ቃል ኪዳን ተኮላ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኮምቦልቻ ትመሃር እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ቦስት ዞባ ምብራቕ ሸዋ ዝተፈፀመ ቅትለት ስዒቡ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ቦስት ዞባ ምብራቕ ሸዋ ክልል ኦሮሚያ ዝተፈፀመ ቅትለት ስዒቡ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ግርማ ገላን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ምስቲ ዛዕባ ብዝተዛመደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኦስማን ሳሌህ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኦሮሚያን ግሎባል ኣሊያንስን ብድርቂ ንዝተሃሰዩ 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኦሮሚያን ግሎባል ኣሊያንስን ብድርቂ ንዝተሃሰዩ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግብን ናውቲን ገይሮም። እቲ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ቦረናን ጉጂን ከምኡውን ኣብ ክልለ ሱማሌ ብዘጋጠመ ደርቂ ንልዑል ጉድኣት ንዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ኦስማን ጄራንዴ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ንከባቢያዊ ለውጢ ኣየር ምቅላስ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ንከባቢያዊ ለውጢ ኣየር ምቅላስ ከምዘድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዘካተተ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባላት እዝ ሰሜን ምዕራብ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሜዳልያን መዓርግን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣26 ጥሪ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት እዝ ሰሜን ምዕራብ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሜዳልያን መዓርግን ኣብ ኹሞራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀነራል ኣበባው ታደሰን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ከምዝተረኸቡ ኢፕድ ፀብፂቡ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብከይዲ ሙግት ገበን 4 ሺሕን 630 ክሲ ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣26 ጥሪ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብከይዲ ሙግት ገበን ተኸሰስቲን ምስክራትን ብዘይምቕራብ ምኽኒያት 4 ሺሕን 630 መዛግብቲ ክሲ ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋረሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቡ። ክሶም…