ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ቀጢፉ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ብሓደጋ ትራፊክ ህይቶም ሓሊፉ። እቶም ሰራሕታኛታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጥቓ ከተማ ደባርቕ ትርከብ ሳንቃ በር ከባቦቢ ፍሉይ ሽሙ ኣበርጊና ኣብ ዝበሃል ቦታ ንስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ይካየድ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፥ 1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ብዘቐመጦ ኣንፈታትን ውሳነታትን ምስ ኣባላት እቲ ሊግ በቢብርኩ ዝተገበረ ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ቃላይ ደንዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 127 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ይርከብ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ ተሸከርቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወሰኽ ነዳዲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ ተሸከርቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ኮጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ሚነስትር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 154 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 154 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 157 ደቂ ኣንስትዮን ክልተ ህፃናትን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስምምዕነት ዘፈር ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ዝርከበሉ…
ቢዝነስ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሔራዊ ባንክ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሔራዊ ባንክ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ ልምዓት መዓድንን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 10 ኣዋርሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼኽ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ብዝሓደሮም ሕማም ሕክምና እናተኸታተሉ ፀኒሖም ኣብ 73 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ተገሊፁ፡፡ ሕልፈቶም ስዒቡ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቓድ ስራሕ ወኪል ዘ ኢኮኖሚስት መፅሄት ኣብ ኢትዮጵያ ቶም ጋርድነር ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወኪል ዘ ኢኮኖሚስት መፅሄት ኣብ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛ ቶም ጋርድነር ኣብታ ሃገር ንምስራሕ ዘኽእሎ ፍቓድ ስራሕ ከምዝተሰረዘ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንጋዜጣ ዘ ኢኮኖሚስት ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳቤ ኢዩ ኣብ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima May 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም። ብመሰረት እዚ ድሕሪ መዓልቲታት ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ክካየድ ኢዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ሉሲታት ብኣሰልጣኒ…