ኮይካን ሚኒሰስቴር ሰላምን ጎንፂ ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት ማሕበረሰብ ዝሓቁፍ መፍትሒታት ንምፍጣር ዘስርሕ ፕሮጀክታ ንምፍፃም ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ (ኮይካ)ን ሚኒሰስቴር ሰላምን ጎንፂ ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት ማሕበረሰብ ዝሓቁፍ መፍትሒታት ንምፍጣር ዘስርሕ ፕሮጀክታ ንምፍፃም ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ፕሮጀክት ጎንፂ ኣብ ዝተፈጠረሎም ከባቢታት ዘላቒ…