Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 3 ሓምለ ጀሚሩ ናብ ሚዛን ኣማን ቅድመ ምረቓ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 3 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ቅድመ ምረቓ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር በረራኡ እናስፍሐ ዝርከብ እንትኾን ኣብ ቀረባ እዋን እውን…

በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም መንግስቲ ፌደራል 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ፡፡ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…

ካብ ወፃኢ ንግዲ 10 ነጥቢ 7 ቢልየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ወፃኢ ንግዲ 10 ነጥቢ 7 ቢልዮን ዶላር ተረኺቡ ኢሉ። ሚኒስቴሩ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላቱ ብምትሕብባር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2018 እናካየደ ይርከብ። ሚኒስትር ንግዲን…

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየር ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየርን ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ጥምረት ተሸላሚ ኮይኑ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ሽልማት ኣቪዬሽን ቱሪዝም ስነ ስርዓት ሽልማት ‘ኮኔክቲቪቲ ኣዋርድ’ ምርካቡ ኣፍሊጡ፡፡…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2025/26 ዓ.ም 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ፡፡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ኣፈፃፅማ በጀት 2025/26 ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ባንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት 648 ቢሊየን ብር…

ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም። ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ሃገራዊ ፓኬጅ መተግበሪያ ሰነድ ልምዓት ቡን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።…

ግደ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቡሴራ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናብ ማእከል ኣቪዬሽን ኣብ ምስግጋር…

• ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ 40 ኪሎ ሜትር ርሒቓ ኣብ ልዕሊ ፀፍሒ ባሕሪ 1 ሺሕ 910 ሜትር ቁመት እትርከብ ብምዃና ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ (2 ሺሕ 334 ሜትሮ) ብዝተመሓየሸ ኣውሮፕላናት ንክልዓላን ንኽዓልባን ምቹው ኩነታት ኣየር ዝፈጥር እዩ። • ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ ብቑመት…

ኣብቲ በጀት ዓመት 163 ትካላት ኦዲት ተገይሮም

አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኦዲት ገይረ ኢሉ፡፡ መበል 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 26 ስሩዕ ጉባኤኡ ፀብፃብ ትካሉ ሰሚዑ፡፡ በዚ መሰረት እቲ ቤት ፅሕፈት ዓመታዊ ሒሳብ ብዓል…

“ኢቲቱ” ዝተብሃለ ፀባ ከርግእ ዝኽእል ፕሮ ባዮቲክ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ብባዮ ቴክኖሎጂ “እቲቱ” ዝተባህለ መርግኢ ፀባ ፕሮ ባዮቲክ እርሾ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ነቲ ሓድሽ ውፅኢት መፅናዕቲ ዝገለፀሉ ሎሚ ዝካየይ ዘሎ መዓልቲ ዓለም ፀባ ምክንያት ብምግባር ኣብ…

ኣብ ዞባ ሸበሌ ህንፀት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸቤሌ ወረዳ ቤረኣኖ ስራሕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱላሂ መሓመድን ሓላፊ ቢሮ ማይ ኣሕመድ ሚራድን (ኢ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…