Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ፕሮጀክት መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳ ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ኣካል ፕሮጀክት ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ-ናይሮቢ -ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳን ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ።
ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ - ናይሮቢ - ኣዲስ ኣበባ ዝኾነን 500 ኪሎ ሜትሮ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላዉ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
እቲ ክታበት ንምጉዕዓዝ ሳይናው ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣሊባባ ብሽርክና ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ክታበት ደረጅኡ ብዝሓለወ መዝሓሊ ብምንባር ኣብ ሓደ…
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ከምዝተፈቐደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብገበን ተጠርጢሮም ሒሳቦም ንኸይንቀሳቐስ ካብ…
ክልተ ፍቓዳት ኣገልግሎት ቴሌኮሚኒኬሽን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ መሕትት መወዳደሪ ሓሳብ ጨረታ ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ክልተ ፍቓዳት ብሄራዊ ኣገልግሎት ቴሌኮሚኒኬሽን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ መሕትት መወዳደሪ ሓሳብ ጨረታ ወፂኡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ውድድር ፍትሓዊ ንክኸውን…
ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ።
ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት በቲ ኩባኒያ ዝህነፁ 3 ሼዳት ንሕድሕዶም 10 ሺሕ ሜትሮ ስኩዌር ስፍሓት ዘለዎ እንትኾኑ፥ ህንፀቶም ኣብ ውሽጢ ሓደ…
ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተፈራረማ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
እቲ ደገፍ ገንዘብ ንመበል ራብዓይ ዙር ማሕበረሰባዊ ኣቕርቦን ፅሩይ ማይን ፅርየትን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
እዋናዊን…
ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሪት ያስሚን ዎሃብረቢንን ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮዮጵያ ኒኮላ በርናን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከብ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲታት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከቡ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ 12 በዓቲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ድሉዋት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
እቶም 12 በዓቲታት ሓፈሻዊ ንውሓቶም ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሮ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት እውን…
ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ገይረን።
ክልቲአን ሃገራት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝገበረኦ ሓገዝ፥ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰባት ኣብ…
ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕል 35 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕሊ ብር 35 ሚሊየን ደገፍ ተገይሩ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እተን ባንኪታት ፃውዒት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምቕባል ንዝገበርኡ…