Browsing Category
ቢዝነስ
ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ቱሉሞዬ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣሩሲ ከባቢ ኢተያ ዝተጀመረ ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ቱሉሞዬ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
እቲ ፕሮጀክት 150 ሜጋዋት ሓይሊ ንምርካብ ኣብ ክልተ ምዕራፋት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ።
እቲ ባንኪ ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ ዘሎ፥ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናድአ…
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምኽባር ሕጊ ንዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ስራሕ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣየተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም።
እዚ ድማ ንምምሕያሽ ዋጋ ስሚንቶ እወንታዊ ግደ ኣለዎ…
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ፎረም ኢንቨስትመንት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ቢዚነስ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፎረም ቢዚነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ብኢንተርኔት ተሳሊጡ።
ኣብቲ ፎረም ተወከልቲ 108 ኩባኒያታትን ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲን ተሳቲፎም።
ኣብቲ…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳንዶካን ደበበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ እቶም ተወከልቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ፓርክታት…
ባንኪ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ንዓብይ ግድብ ህዳሰ 1 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ንዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸወን 1 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ብውህብቶ ለጊሱ።
እቲ ውህቦቶ ዝተረከቡ ዋና ዳይሬክተር መተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ኢዮም።…
መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ዕለተ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 8 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሉ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ዕለተ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ኤሊክትሪክ ኢትዮጵያን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣብቲ ጣቢያ…
ኣብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ ብር 21 ነጥቢ 9 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ ብር 21 ነጥቢ 9 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እንትነፃፀር 12 ሚኢታዊ ሓለፋ ምርኣዩ ተሓቢሩ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ከይዲ ኣተኣኻኽባ እቶት ዕዉት…
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን ሽርክና ንምጥንኻር ተስማሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን ሽርክና ንምጥንኻር ተስማሚዐን።
ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ግጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ስራሕ ዝገበረ እንትኸውን፥ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን…
ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃኒፆም ናብ ስራሕ ካብ ዘኣተዉ 13 ኢንዱስትሪ ፓርክታት ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ በሃይሉ ከበደ…