Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 39 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ልቓሕን ሓገዝን ከምዝረኸበት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም 39 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ልቓሕን ሓገዝን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ካብ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ…
ኣብ ሰደድ ፍሪያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቓም ዝኽእል ስልጠና ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘፈራት ኣንእሽተይን ማእኽሎዎትን ማንፋኽቸሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ኣብ ሰደድ ፍርያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቃም ዝኽእል ስልጠና ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ስልጠና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኾን፥ ኣንእሽተይን…
ኣብ ሰደድ ፍሪያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቓም ዝኽእል ስልጠና ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘፈራት ኣንእሽተይን ማእኽሎዎትን ማንፋኽቸሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ኣብ ሰደድ ፍርያት ዘለው ዕድላትን ፀጋታትን ብሙሉእ ዓቕሚ ንምጥቃም ዝኽእል ስልጠና ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ስልጠና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኾን፥ ኣንእሽተይን…
መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብኣሰናዳኣይነት ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ “ኣብ ልዕሊ ህዝብታት፣ ፕላኔትን ምዕባለን መዋዕለ ንዋይ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።…
ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ 9 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ኣብ ዝኾኑ ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ምውሳዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ኣገዳዲ መለክዒ ፅሬት ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያት እናፍረዩ ኣብ ዝረኸቦም ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኢዩ…
ፈላማይ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቬሽንን ኣብ ከተማ ዛlaኣንበሳ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈላማይ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቬሽንን ኣብ ከተማ ዛ/ኣንበሳ ተጀሚሩ።
እቲ ባዛር ቁጠባዊ ዓቕሚ እታ ከተማ ንምዕባይ ዓሊሙ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ጅማሮ ሰላምንኢኮኖሚን ክብ ኣብ ምባል ዕዙዝ ግደ ክፃወት…
ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 የካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ከተማ ኮሎምቦ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ ፎሮም ኣብ ህንዲ ዘሎ ኤምባሲ ፌዴሪኢን ኣብ ከተማ ኮሎምቦ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያን ብሓባር ብምዃን ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ስለዝኾነ ኣብ…
ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ጉዳያት ኣምባሳደር ማህሌት ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ ዘረባ፥ ኢትዮጵያን ካናዳን ካብ 1948 ዓ.ም ጀሚረን ጥንኩርን ኩለመዳያዊ…
ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሓምለ ስርሑ ብዕሊ ክጀምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓ.ም ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት 54 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝኸተማ ኮሚሽነር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሙቻንጋ ኣልበርት ገሊፆም።
28 ሃገራት…
ካልኣይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ምርኢትን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ምርኢትን ኮንፈረንስን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ምርኢትን ኮንፈረንስን፥ “ቡን ካብ ሃገረ መበቆል ሰባት /ምድረ ቀደምት/” ብዝብል መሪሕ ቓል ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝኽበር ተገሊፁ።
ኣብቲ…