Browsing Category
ቢዝነስ
መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብኣሰናዳኣይነት ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ “ኣብ ልዕሊ ህዝብታት፣ ፕላኔትን ምዕባለን መዋዕለ ንዋይ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።…
ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ 9 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ኣብ ዝኾኑ ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ምውሳዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ኣገዳዲ መለክዒ ፅሬት ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያት እናፍረዩ ኣብ ዝረኸቦም ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኢዩ…
ፈላማይ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቬሽንን ኣብ ከተማ ዛlaኣንበሳ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈላማይ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቬሽንን ኣብ ከተማ ዛ/ኣንበሳ ተጀሚሩ።
እቲ ባዛር ቁጠባዊ ዓቕሚ እታ ከተማ ንምዕባይ ዓሊሙ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ጅማሮ ሰላምንኢኮኖሚን ክብ ኣብ ምባል ዕዙዝ ግደ ክፃወት…
ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 የካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ከተማ ኮሎምቦ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ ፎሮም ኣብ ህንዲ ዘሎ ኤምባሲ ፌዴሪኢን ኣብ ከተማ ኮሎምቦ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያን ብሓባር ብምዃን ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ስለዝኾነ ኣብ…
ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ጉዳያት ኣምባሳደር ማህሌት ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ ዘረባ፥ ኢትዮጵያን ካናዳን ካብ 1948 ዓ.ም ጀሚረን ጥንኩርን ኩለመዳያዊ…
ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሓምለ ስርሑ ብዕሊ ክጀምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓ.ም ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት 54 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝኸተማ ኮሚሽነር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሙቻንጋ ኣልበርት ገሊፆም።
28 ሃገራት…
ካልኣይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ምርኢትን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ምርኢትን ኮንፈረንስን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ምርኢትን ኮንፈረንስን፥ “ቡን ካብ ሃገረ መበቆል ሰባት /ምድረ ቀደምት/” ብዝብል መሪሕ ቓል ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝኽበር ተገሊፁ።
ኣብቲ…
ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ይግባእ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ከምዝግባእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ ገብረመድህን ከምዝበልኦ፥ ህዝቢ ትግራይ ወናኒ ብርክት ዝበሉ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት…
ጉጅለ ኢንቨስትመንት ዩናይትድ ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መንደር ኢንዱስትሪ ናይ ምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ኢንቨስትመንት ዩናይትድ ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መንደር ኢንዱስትሪ ናይ ምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል፥ ብፕሬዚዳንት እቲ ጉጅለ ኢንቨስትመንት ሰሂቼንግ ዣንግ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ…
ኣብ ትግራይ ዘለዋ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብምጥንኻር ቁጠባ ትግራይ ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዘለዋ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብምጥንኻርን ብምውዳብን ቁጠባ ትግራይ ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ተሓቢሩ።
ክፍሊ ትምህርቲ መፅናዕቲ ዩኒቨርስቲ መቐለ፥ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ምስ መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ሓላፍተን ዝተወሰነ ሕብረት…