Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኒውዝላንድ ንመፈፀሚ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኒውዝላንድ ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ መፈፀሚ ዝኸውን 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ቱርሃን ሳለህን…

ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ።   ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ረታ ኣለሙ፥ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዘፈር ንግዲ ዘለወን ምትእስሳር ከጠናኽራ ይግባእ…

ኢትዮጵያን ፊንላንድን ንመፈፀሚ ፕሮጀክት ኮዋሽ ዝውዕል ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ተግባራዊ ዝኸውን መፈፀሚ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይን ሓለዋ ጥዕናን ማሕበረሰብ(ኮዋሽ) ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ተፈራሪመን። ካብ ፊንላንድ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ኮዋሽ፣ ኣማኸርቲ ቴክኒክ፣…

ብሽርክና ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን 560 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ንደሓር ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምሽራኽ 560 ፕሮጀክታት  ኢንቨስትመንት እናተሰርሑ ምዃኖም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ መኮንን ሃይሉ ከምዝገለፁዎ፥…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንትን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን እቲ ባንኪ ኣይተ ባጫ ጊና ከምዝበልዎ፥ ካብ ውልቀ ባንኪታት 24 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ተኣኪቡ ኣሎ። እቲ…

ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል ምስ ሓለፍቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ብስፍሓት ኢንቨስት ብምግባር ዝፍለጥ ኩባንያ ኣፍሪካብ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሲቪል ኣቪዬሽን ካብ ግዘ ናብ ግዘ ምምሕያሽ እናርአየት ምምፃኣ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብገምጋም ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ካብ ግዘ ናብ ግዘ ምምሕያሽ እናርአየት ምምፃኣ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ወይዘሮ ህይወት ሞሲሳ፥ ንድሕንነት ኦዲት ካብ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ምስ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ተዛትየን።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ኩዌት ይካፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት እናተሳለጠ ዝርከብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ይካፈል ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ኩዌት ብምትሕብባር ኢዩ ኣብቲ ኣቪየሽን ሾው እናተሳተፈ ዝርከብ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት…

ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ ካብ ምምሕያሽ ፖሊሲ ጀሚሩ ካልኦት ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ምስ ኣብ ምፍራይ ጣጥኡ ዝወደአ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 22 ነጥቢ 04 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም 22 ነጥቢ 04 ቢሊየን ብር ሓፈሻዊ እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ እዋን ዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ብ32 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣለዎ። ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ…