Browsing Category
ቢዝነስ
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሃና ኣርአያስላሴ፥ ዝተፈጠረ ምቹው መሰረተ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ ተመራፂን…
ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ኢኮኖሚስት ፕሮግራም ምግቢ ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር) ተገሊፁ።
ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር)፥ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣሕመድ እድሪስ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ብሰብ ሃፍቲ…
ንልዕሊ 28 ሺሕ ካብ ስደት ተመለስቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ንልዕሊ 28 ሺሕ ካብ ስደት ተመለስቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ (ኢ/ር) ገሊፆም።
እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ ደኣንት፣ መስ ኢንዱስትሪታት ብምትእስሳር ብሙየኦም ዝሰርሕሉ ዕድል…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተረከቦም ሎጃትን ሪዞርታትን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዘእትዎም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሮጀክት ገበታ ንገር ተሃፆም ኣብ ትሕቲ ሆቴል ስካይ ላይት ክመሓደሩ ዝተረከቦም ሎጅን ሪዞርታትን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዝኣትዉ መካየዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡
ሪዞርት ሃላላ ኬላ፣ ሎጅ ዳና ዝሆን ጨበራ፣ ኢኮ…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን” ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን" ኣጀሚሩ።
ፈላማይ ምዕራፍ ህንፀት ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን ምዝዛሙ ስዒቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩ ኣብ ዞባ ወላይታ ወራዳ ሶዶ ጣቢያ ሾላ…
ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገበረ ናይ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢሉእውን ብሄራዊ ባንኪ ዝገብሮም ዘሎ መመሓየሺታት ገንዘብን…
ሱፍሌ ማልት ኢንቨስትመንቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንከስፍሕ ዘኽእል ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱፍሌ ማልት ኢንቨስትመንቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንከስፍሕ ዘኽእል ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቶማስ ኔቪው…
ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ተጀሚሩ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ናብ ሃገራት ኣውሮፓኣብ ወርሒ ሓምለ ምልኣኽ ከምዝተጀመረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ወፃኢ…
ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተኻየደ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ዋጋ ብምውሳኽን ፍሪያት ኣብ ምሕባእን ተግባር ዝተረኸቡ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ…