Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ንወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ማሕበራዊ ሓላፍነት ኣመራርሓ ስራሕን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ጋሻው ኣይችሉህም፤ 2 ሺሕን…

9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዓሳ ተከፋፊሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስትር ዲኤታ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን እንስሳትን ፍቕሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት2017 ዓ.ም ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ እቲ መገዲ ኣየር ዘበኑ ዝጠልቦ ዘተኣማምን…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 118 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 118 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮነን ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ፤ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዐደሊ ነዳዲ ኣብ ዘይብሎም…

ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ መርኣያ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኢዩ- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ መርኣያ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)። “መሰረተ ልምዓት ባቡር ንንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ፓናል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ውልቀ 121 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓውዲ ውልቀ ካብ ዘቕረብዎም ሕቶታት ሸርፊ ወፃኢ ውሽጢ  505 ብምፅዳቕ  121 ሚሊየን ዶላር ፈቒዱ። እቲ ባንኪ ካብ መንጎ ዝቐረቡ ሕቶታት 81 ሚኢታዊ ንዝኾኑ ሕቶታት ምላሽ ብምሃብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሸርፊ ወፃኢ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት  ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺበ ኢሉ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2017/18 ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን…

ብተተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ወፃኢ ድሒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝፈረዩ ተካእቲ ፍርያታት 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ምድሓን ክኢሎም ኢሉ። ኣብቲ ማኒስቴር ፈፃ ስራሕ ተወዳዳራይነት ተካእቲ ፍርያታት መሰይነህ ውብሸት ንፋና ሚዲያ…

ዋጋ ቤንዚል፣ ፃዕዳ ናፍጣን ኬሮሲንን ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋጋ ቤንዚል፣ ፃዕዳ ናፍጣን ኬሮሲንን ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲን ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ነሓሰ…