Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ከፈልቲ ግብሪ ዝተሓሰበሎም ደረሰይ ናብ ማእኸላት ታክሲ ብምኻድ ክሰወስዱ ይግባእ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ግእቶት ከፈልቲ ግብሪ ንመቕፃዕቲ ከይቃልዑ ዝተሓሰበሎም ደረሰይ ካብ ማእኸላት ታክስ ንኽወስዱ ኣተሓሳሲቡ። ፍሉይ መፍለዪ ኮድ ዘለዎ መሸጣ ኢድ ብኢድ ናይ መሸታ ደረሰይ ካብ ሎሚ መዓል ጀሚሩ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ትግባር ምእታዉ ተሓቢሩ፡፡…

ብሄራዊ ባንንኪ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 32 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ድማ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 8729 ብር ኮይኑ…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኲዊንስ ሱፐርማርኬት ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ። ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ዝኾነ ካርፎር ብምዃን ኣብ ምዕባለ ዓውዲ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዑል ለውጢ ዝፈጥር…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ፡፡ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ካርፎር ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዕቤት ዘፈር ነግዲ…

ትካል ቄራታት ንበዓል ልደት ልዕሊ 5 ሺሕ እንስሳት ንማሕረዲ ተሰናዲአን ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል በዓል ልደት ልዕሊ 5 ሺሕ እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ተዛዚሙ ኣሎ ኢሉ ኣዲስ ኣበባ ትካል ቄራታት፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሙልነህ ደሳለኝ ከምዝበሉዎ÷ ንበዓል ልደት ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ቄራን ጨንፈር…

መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ብምዃን ተኻቲቱ። ኮንስትራክሽን ብሪፊንግ ዝተብሃለ ድረ ገፅ ናይቲ ፕሮጀክት ሀንፀቱ ወፃኢ፣ ዘተኣናግደሉ ቁፅሪ በረራን ተርሚናል በረራን መዐቀኒ…

ሕብረተሰብ ብዲጂታል ኣማራፂታት ብምጥቃም ዕድጊት ክፍፀም ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጥቕኡ ዝርከቡ ማእኸላት ዕፋጋን ዲጂታል ኣማራፂ ዕድጊትን ብምጥቃም ኣድላዪ ንዘይኮነ ወፃኢ እንተይተቓለዐ ዕድጊት ክፍፅም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌን…

እቲ ሓዱሽ መምርሒ ጉምሩኽ ግልፅነት ዘለዎ ኣተማምና ዋጋ ሸቐጣት ንኽህሉ ዘኽእል ኢዩ – ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሓዱሽ መምርሒ ጉምሩኽ ግልፅነትን ተኣማንነትን ዘለዎ ኣተማምና ዋጋ ሸቐጣት ንኽህሉ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ፡፡ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሓዱሽ መምርሒ ኣተማምና ዋጋ ሸቐጣት ጉምሩኽ ልዑል ተገዛእነት…

ኢትዮጵያ መብፅሒት ቱሪዝም ቡን ምዃና ንምርኣይ ዝዓለመ መርሃ ግብሪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ቱሪዝም ቡን ብዝምልከት ንሸብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ነርሃ ግብሪ መዕበዪ ግንዛበ እናካየደ ይርከብ። እቲ መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዓረቢካ ቡን ዝርከበላ ሃገር ከምዝኾነት ብምጉላህን ቡን ምስ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ዘለዎ ልዑል ምትእስሳር…

ብፕላን ዝተሰርሑ ማእኸላት ገፀር ዓምዲታት  ዘላቒ ልምዓት ከተማ  ኢዮም- ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕላን ዝተሰርሑ ማእኸላት ገፀር ዓምዲታት  ዘላቒ ልምዓት ከተማ  ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ። መድረኽ ጎስጓስ ዝተዋደደ ልምዓት ማእኸላት ገፀር ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳኢና ይሳለጥ ኣሎ።…