Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ብሔራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ንጨረታ 70 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን ከምዝቐረበን ኣብቲ ከይዲ 19 ባንኪታት ከምዝተሳተፉን ብምሕባር÷ 8 ባንኪታት ኣብቲ ጨረታ ከምዝተዓወቱ ገሊፆም። ኣብቲ ጨረታ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ ኢሎም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዓውዲ…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 999 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 999 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…

መናእሰይ ንናይ ፅባሕ ውድድር ካብ ብሐዚኦም ምድላው የድሊ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታት  ኣብ…

ትካል መድሕን ኢትዮጵያ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድሕን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣቤል ታደሰ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ኣብ ሙሉእ…

ግደ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን ብምንፅር ምንካይ ልዑል እጃም ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣይተ ጌትነት ታደሰ፡፡ “ሕብረት ስራሕ ካብ ፍርያት ክሳብ ዕዳጋ፣ ካብ ኣፍረይቲ…

ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳ ለውጢ መፍለዪ (ብራንድ) ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ንምቅልጣፍ ዘኽእል ለውጢ መለለዪ (ብራንድን ስያመን ገይረ ኢሉ። እቲ ባንኪ ናይ ስያመን ሎጎ ለውጢ ዝገበረሉ ሓዱሽ ብራንድ ዕላዊ ገየሩ። ቅድሚ ሕዚ “ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳባንክ”…

ሃፍቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃብቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንክኾን ንምግባር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝተሳተፍዎ ሃገራዊ ሰሚናር ቱሪዝም ቡን ይሳለጥ ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ መስሕብ ልምዓት…

ብቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሳብ ሕዚ ብመተግበሪ ኣፕ ቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፡፡ ፍረህይወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ ኣፈፃፅማ ፍርቂ ዓመት 2018 ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኦ…

760 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 760 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ናይ 6 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ገምጋም በጀት ዓመት 2018 የካይድ ኣሎ። ሚኒስተር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ እዋን…