Browsing Category
ቢዝነስ
ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ በዓል 36 ደብሪ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ኣቦ መንበር ቦርድ ባንኪ ዘበን ኤርሚያስ እሸቱን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ሓደ ስራሕ ንግዲ ተመጋጋባይ ንምግባር ምኽሪ ኣማኻሪ ቢዝነስ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ስራሕ ንግዲ ተመጋጋባይ ንምግባር ምኽሪ ኣማኻሪ ቢዝነስ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ሰባት ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎም ገንዘብ ጥራሕ ስለዘለዎ ስራሕ ክጅምሩ ይርኣዩ እዮም፡፡ ይኹን ድኣ እምበር እቲ ዝጀመርዎ ስራሕ ቀፃልነት ከይሃለዎ ኣብ ሓፂር…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓመታዊ መረፃ ተጓዓዝቲ ሽልማት ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ረኺቡ።
እቲ መገዲ ኣየር፥ ምእንግዶት በረራ፣ ተሃድሶ፣ ምግብን መስተን፣ ኣገልግሎት “ዋይ.ፋይ” ዓውዲታት ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ኢኒሼቲቭ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ግብፂ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ኢኒሼቲቭ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ግብፂ ከተማ ሻርም ኤል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ እንትኾን፥ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ፕሬዚዳንት ቀጣናዊ…
ልዕሊ 209 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 209 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
<span;>ካብ 4 ክሳብ 10 ግንቦት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል እቶም ናውቲታት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።…
ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን።
ሸሞንተ ፋብሪካታት ኢትዮጵያ ናብ ውልቀ ንምዝውዋር መንግስቲ ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዓለም ለኸ ጨረታ ምውፅኡ ይዝከር።
እተን ፋብሪካታት ሽኮር፥…
ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ምድላው ቀፃሊ ምዕራፍን ዝጠመተ ዘተ ይግበር ኣሎ።
ትማሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም መደባት መንግስቲ ምግምጋሙ ይዝከር።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ኣባላት…
ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን።
ኣብቲ ዓውዲ ብመሰረት ዝተወሰዱ ምምሕያሻት ሕጊ፣ ለውጥታት ኣወዳድባን ኣሰራርሓን ኢሉ እውን ኣብ ክሊ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት…
“ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ” ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ" ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፥ ዕላማ እቲ ኤግዚብሽን መናእሰይ ዝሰርሕዎ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ቴክኖሎጂ…
ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
መዕፀዊ መርሃ ገብሪ ብድጋፍ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 8 ዓማውቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ “ቦሌ ለሚ ሁለት” ን ቂሊንጦን…