Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብምእታው ምስራሕ ዘኽእሎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ፕሬዚዳንት…

2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ከምዝኣቱ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንመዕደጊ ዝኸውን 110 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ከምዝተገበረ እውን ተገሊፁ፡፡ እቲ ሽኮር ካብ ብራዚል ከምዝተገዝአ ሓላፊ ርክብ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 225 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 225 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝምልከት መግለፂ ሂበን። ኣብ መግለፂአን ድማ…

ኢትዮጵያ ናይ 2 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ካብ ወፃኢ ዓዲ ንምስሓብ ተሊማ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባንኪ መሬትን ልምዓትን  ናይ 2 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ካብ ወፃኢ ዓዲ ንምስሓብ ተሊሞም ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊፁ። እቲ ኮርፖሬሽን “ኢንቨስት ኦሪጅንስ 2023” ብዝበል መሪሕ ቃል 18 ክሳብ 19 ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመነት…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዘውፅኡ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም ብሸርፊ ወፃኢ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት ፍርያት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ስለሺ ለማ…

ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ምስ ኣባላት እቲ ልኡኽ ብሓባር ኣብ ዝሰርሕኦም ጉዳያት ምዝታየን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቶም…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ ናይ መንገደኛታት በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እዚ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝግበር ምዃኑ ካብ ካብቲ መንገዲ ኣየር  ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ በረራ ካብ ዋሺንግተን…

ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንገስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኣበባ ታመነ…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። ንኢንተርፕራይዛት መስርሒ ቦታ ዝኸውን ልዕሊ 85 ሺሕ ሄክታር መሬት ምድላዉ እውን ተሓቢሩ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ንጉሱ ጥላሁን…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ንሱዳንን ጂቡቲን ካብ…