Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ውሽጢ ዓዲን ኪራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ውሽጢ ዓዲን ኪራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብል ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ንምርካብ ንሓይሊ ኤሌክትሪክ 9 ሺሕን 472 ነጥቢ 2 ጊጋ ዋት ሰዓት፣…

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂን ድርቂን ኣብ ፀገም ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድሊዮምን ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።…

“ግሪን ትራንስፖርት” ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግሪን ትራንስፖርት" ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚረን። እተን ተሽከርከርቲ "ግሪን ቴክ ኣፍሪካ" በዝተብሃለ ፋብሪካ ዝተሰርሓ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ሕውነት…

ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ቁፅሪ ስራሕ ስእነት ካብ እዋን ናብ እዋን ይውስኽ ኣሎ ኢሎም። ካብ መንጎ እቲ ስራሕ ኣልቦ እቲ 80 ሚኢታዊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ   መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰዓታት ዝነበረ ጤቓ ምምሕያሽ ከምዘርኣየ ሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብቲ በጀት ዓመት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣፍሊጦም። እቲ ኣታዊ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣብ…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 4 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ክህልዉ ዝግበኦም ኣንፈታት ትኹረት ሽዱሽተ ኢዮም ኢሎም። ንሳቶም ድማ፦ ልቓሕ ምቕናስ ምቕናስ ጉድለት በጀት ዘለና ሃፍቲ ብቑጠባ…

ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ መለዋወጢኣቑሑ  መጓዓዝያን  ነዳድን ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ መለዋወጢኣቑሑ  መጓዓዝያን  ነዳድን ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን  ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ካብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብመሰረት ዝተገበረ ምምሕያሽ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና-ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና ክብል ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ እቲ ትካል ኢንጅነር ሱለይማን ኣብዱራህማን ኣሩመይሒ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን  እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን  እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ማእኸላይ ምብራቕ ከይሓወሰ ናብ 13 ሃገራት እስያ በረራ ንምጅማር ከምዝተለመ ተገሊፁ። እቲ መገዲ…