Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዕደና ምልዛቦም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኩባኒያታት ሱዑዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዕደና ኢትዮጵያ…

ኢንጂነር ታከለ ኡማን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ  ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ  ዑደት ገይሮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብዙሓት ፍሪያታት ሴራሚክ እንተሃለወ እውን ናብ ዕዳጋ ከምዘይቐርበ ዘሎ…

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ። እቲ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት ኣብ ዳታ ቤዝ ኢትዮ-ቴሌኮም ምርካብ ዘኽእለ ኣሰራርሓ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ትካላት ዳታ…

ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን  ፍፁም ኣሰፋ ኣምባሳደር ብሪታንያ ኮፕ26 ኣብ አፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ጃኔት ሮጋን ኣብ ቤት ዕዮአን ብምርካብ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ቪኪ ፎርድ ኣብ ኣሜሪካ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።…

ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት ምትግባሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት(Cloud based Contact center Solution)  ምትግባሩ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ማእኸል ንዓማዊል ዝሓሸ ኣገለግሎት ዝወሃበሉ ኢዩ ኢለን።…

ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ከይዲ ስራሕ ትልሚ፣ ክትትልን ግምገማን እቲ ሚኒስቴር ተመስገን ተሰማ÷ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ካብ ቀረፅ ንግዲ ውሽጢ ዓዲን…

ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 13 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክልተ ኣዋርሕ ናብ ሱዳንን ጂቡቲን ዝቐረበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 13 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መካየዲ ስራሕ ቢሮ ምምሕዳር ዓማዊልን መምርሒ መሸጣን እቲ ትካል ምኒሊክ…

ዓቕሚ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ዘዕቢ ድልየት ዝምጥን ኣቕርቦት ንክህሊ ይሕግዝ-ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ፋብሪካታት ካብ ምህናፅ ብተወሳኺ ዓቕሚ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ዘዕቢ ድልየት ዝምጥን ኣቕርቦት ንክህሊ ይሕግዝ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ኢ/ር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ድሬደዋ ዝርከብን ስራሕቲ ፅገንኡ ዝተዛዘመን ፋብሪካ  …