Browsing Category
ቢዝነስ
ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።
እቲ ብዓል መዚ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከተማታት ክልልን ኢኮኖሚያዊ ሽርሒ ንምፍጣር እንትብሃል ሰብ ሰራሕ…
ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ፕሮግራም ከምዝተፈረመ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልዓት ጀርመን ኣብ ሕብረት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ኣብዚ ሰሙን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ ኣብ ባህሬን ምስ ወኪን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሙን ዳዊትን ካልኦት መሳርሕቶምን ተዛቲዮም።…
ቀረብ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝድግፍ መርሃ ግብሪ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሓገዘ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝድግፍ መርሃ ግብሪ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ንምምፃእ ሓገዝ ከምዝገበረ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 7 ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…
ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ካብ ቦይንግ ኩባንያ፣ ስካይ ቴክኖ ኩባንያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ፓርኪታት ቦሌ ለሚ፣…
መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ፣ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር…
ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ ወርቂ ንምብርትታዕ ካብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ወርቂ 35 ሚኢታዊ ወሰኽ ገይሩ ንምግዛእ ምውሳኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ ወርቂ ንምብርትታዕ ካብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ወርቂ 35 ሚኢታዊ ወሰኽ ገይሩ ንምግዛእ ምውሳኑ ኣፍሊጡ።
ማኔጅመንት ከረንሲ ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ኣይተ ኣበበ ሰንበቴ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።
ኣብ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ፣ ግሪክ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ።
እቲ በረራ 15 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅምር እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ባንኪ ኣምሓራ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ሎሚ መዓንቲ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ።
ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ስነ ስርዓት ምረቓን መጀመሪ ስራሕን ሎመዓንቲ ለገሃር ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ባንኪ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣመሓዳሪ…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ምስቲ ባንኪ ምስ ዝስርሑ ተግባራትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታተን ደገፍ ፋይናነስ ኣብ ዝግበረሉ ኩነታት ጠሚቱ ኢዩ ተኻይዱ።
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ኣብ ማሕበራዊ…