Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሱዛን ማንዶንግ  ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ጉዳያት ስነ ህዝብን ልምዓትን ዝነበረ ምትሕበባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ንቐፃሊ ብሓባር ክስርሑ ኣብ…

“ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ “ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ውድድር ኣብ ባንኪ ኣቢሲንያ ብዘይወለድ ኣገልግሎት ባንኪ ዝተዳለወ ኢዩ። መበገሲ ፋይናንስ ንዝሰኣኑን ሓሳብ ስራሕ ንዘለዎምን መናእሰይ ካብ 200 ሺሕ ክሳብ 1…

ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኤስ ጂ ኤስ ግሩፕ  ከቲሙ። እቲ ቤተ ፈተነ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ከምዝህነፅ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። እቲ ማእኸል፥ ፀገም…

ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ዘፋልጥ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ንዓለም ዘፋልጥ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብቲ ዓለም ለኸ ማዕድንን ቴክኖሎጂን ኤክስፖ "Mintex”፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወቅር ዘውዴ፣ ሚኒስትር ማዕድን  ኢንጂነር ታከለ…

ትሕቲ መዐቀኒ ዝኾኑ 317 ነጥቢ 83 ሜትሪክ ቶን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ መዐቀኒ ኢትዮጵያ ዝኾኑ 317 ነጥቢ 83 ሜትሪክ ቶን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ተኣጊዶም። ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፈ ርባዕ ዓመት 2 ሺሕን 396 ኣምፃእቲ ሕቶኦም ብምቕባል 759…

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና "Mintex”  ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ። ካብቲ ኤክስፖ ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ። ኩባኒያታት ዕደና፣ ኣፍረይቲን ለኣኽቲን ገይፀ…

ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ካናቢስን ካልኦት ናውቲታት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ካናቢስን ናውቲታት ኮንትሮባንድን ምትሓዞም ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮምሽን ካብ 18 ክሳብ 24 ጥቕምቲ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትልል፥ 144 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን፣ ልዕሊ …

ኣብ ርብዒ ዓመት ካብ ንግዲ ወፃኢ 959 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርብዒ በጀት ዓመት 2015ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 959 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ርብዒ ዓመት ካብ ንግዲ ወፃኢ 1 ቢሊየን 120 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንምርካብ ተሓሲቡ…

ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ፁማቕ ማንጎ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤ ስኩየር ኤ" ተባሂሉ ዝተጣየሸ "ስላይስ" ፋብሪካ ፁሟቕ ማንጎ  ሎሚ መዕልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ኣብ መዕልቲ 112 ሺሕ ሊትሮ ኣብ ዓመት ድማ 33 ሚሊየንን…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት ካብ ዝሃቦ ልቓሕ 4 ነጥቢ…