Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ቱርኪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ኣዳና ቻምበር ኦፍ ፎረምን ኣዳና ቆንስላን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ቱርኪ ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨሰትመነት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተረኺቦም። ፕሬዚዳንት ቤት…

ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ገሊፆም። ነዚ ድማ ብማዕቐፍ ፊስካል ፖሊሲ ንምምራሕ ምድላው ይግበር…

መንግስቲ ኣብ ምርግጋዕ ዋጋ ነዳዲ 124 ቢሊየን ብር ኪሳራ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን 124 ቢሊየን ብር ኪሳራ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ትግበራ ሪፎርም ዕዳጋ ነዳዲ መፋለጢ መድረኽ ኣብ ከተማ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ፅገንኡ ዲጅታላይዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ፅገንኡ ዲጅታላይዝ ገይሩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር በቢዓመቱ ንወረቐትን ሓይሊ ሰበን ዘውፅኦ ዝነበረ 500 ሚሊየን ብር ከምዘድሕን ተሓቢሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፥ እቲ መገዲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቑሑት ዝፅዕና አውሮፕላናት 5 ቦይንግ 777 ንምዕዳግ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቑሑት ዝፅዕና አውሮፕላናት 5 ቦይንግ 777 ንምዕዳግ ኣዚዙ። ንዕድጊት ዝተኣዘዛ ሓሙሽቲአን ኣቑሑት ዝፅዕና አውሮፕላናት 5 ቦይንግ 777 ኣብዚ ሕዚ እዋን እናወሰኸ ዝመፅ ድሌት ኣገልግሎት ፅዕነት ንምምላእ ከምዝሕግዛ ካብቲ…

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲታት ዕደና፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ኣይ ሲ ቲ ን ትምህርቱን  ንምውፋር ዘለዎም ድልየት ኢዮም ገሊፆም። ኮሚሽነር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ካብ 24 ግንቦት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ከምዝካየድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

ናይ ኢትዮጵያ ቡና ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ኣልጀሪያ ብዛዕባ ዝቐርበሉ ኩነታት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ኣልጀሪያ ብዛዕባ ዝቐርበሉ ኩነታት ዘተ ተኻይዱ። ኣብ ኣልጀሪያ ፍሉይ ጣዕሚ ቡና ብምቕላው  ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ምስ ዝፍለጥ ሓለፍቲ ኩባንያ ፌኔክ ኮፊ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…

ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብራቶሪ ፍተሻ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ዝተረኸቡ ተወካሊ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…

መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝም ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝምኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኮንፈረንስ፥ "ቱሪዝም ንፈጠራ ዕድል ስራሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። እቲ  ኮንፈረንስ  ኢንስቲትዮት መሰልጠኒ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ…