Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ መፅናዕቲ ቅድመ ሐዚ እንትግበሩ ዝነበሩ መፅናዕቲታት ብዝተፈለየ መገዲ ን4 ኣዋርሕ እንትካየድ ከምዝፀንሐ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ…
ብባቡር ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ተሽከርከርቲ ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ተሽከርከርቲ ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ብሓደ ግዘ 240 ተሸከርከርቲ ምጉዕዓዝ ከምዝኽእል ሓቢሩ።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ስነስርዓት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ፓርኪ ኢንዳስትሪ ኣናእሹቱን ማእኸለዎትን ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ነጥቢ 7 ቢሊዮን ብር ፓርኪ ኢንዳስትሪ ኣናእሹቱን ማእኸለዎትን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ዝህነፅ ነታ ከተማ ሓዱሽን ፈላማይ መርኣያ ኢንዳስተሪ ፓርክ ኣናእሹቱን…
ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 7 ነጥቢ 9 ሚሊየን ቶን ኣገልግሎት ደረቕ ፅዕነት ምሃብ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 7 ነጥቢ 9 ሚሊየን ቶን ኣገልግሎት ደረቕ ፅዕነት ምሃቡ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሮባ መገርሳ፤ እቲ ትካል ኣብ በጀት ዓመት 2014…
ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸወን ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ።
እቲ ደገፍ ብሰንኪ ድርቂን ጉንፂ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜካታት ዝኸውን…
ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መገጣጠሚ መኪና ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ መገጣጠሚ መኪና ተመሪቑ።
እቲ ፋብሪካ፥ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብኤል ኣውቶ ኢንጂነሪንግን ትሬዲንግ ሓላፊነቱ የተወሰነ ማህበርን ኢዩ ተሃኒፁ።
ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣካያዲ…
ኣብ ኢኮኖሚ፣ ግድብ ህዳሰን ሓምለዋይ ኣሰርን ዝተረኸቡ ዓወታት ኢትዮጵያ ጉዕዞ ብራኸ ከምዝቐፀለት ዘርእይ ኢዩ- መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢኮኖሚ፣ ግድብ ህዳሰን ሓምለዋይ ኣሰርሕ ዝተረኸቡ ዓወታት ኢትዮጵያ ጉዕዞ ብራኸ ከምዝቐፀለት ዘርእይ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ለገሰ ቱሉ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2014…
ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዘዕብዩ ዓውድታት ብሰፊሑ ምስራሕ ይግባእ – ሰብ ሞያ ስነ ቁጠባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዘዕብዩ ዓውድታት ብሰፊሑ ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ስነ ቁጠባ ተዛሪቦም።
መጠን ንግዲ ወፃኢ ክብ ኣብ ምባል፣ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ምዕባይን ፍርያትን ኣብ ምስሳንን ብትኹረት ክስርሐሎም ዝግብኦም ዓውድታት እዮም ክብሉ እቶም ሰብ…
ኣብ 2014 ዓ.ም ካብ መሸጣ ሓይሊ 20 ነጥቢ 94 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 20 ነጥቢ 94 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ሽፈራው ተሊላ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ካብ መሸጣ…
መንግስቲ ጀርመን ሓገዝ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ሓገዝ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሂቡ።
እቲ ሓገዝ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸወን ኢዩ ተባሂሉ።
ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ከምኡውን ብሰንኪ ዓለም ለኻዊ ናህሪ ዋጋ ኣብ…