Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮ ቴሌኮም ምስ 5 መሓዙት ትካላት ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ስሩዕ በዓል ገመድ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ብምሕዝነት ንምቕራብ ምስ ሓሙሽተ መሓዙት ትካላት ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ።
ውዕሊ ዝወሰዱ ትካላት ድማ ”ዌብ ስፕሪክስ ኣይቲ ሶሉሽን” ፣ ”ቪቫ ቴክ ትሬዲንግ”፣ ”ዘርጋው ኣይ ኤስ ፒ” ፣…
ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ሃገራት ንመስፋሕፍሒ ተሓዳሲ ሓይሊ ዝኸውን 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሮክተሬት ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅደቐ፥ ኣብ ከባቢታት በረኻ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ሱዳንን ንዝነብሩ ሰባት ሓይሊ ኤሌክትሪ ነክረኽቡ ኢዩ።
እቲ ደገፍ ንመስፋሕፍሒ ተሓዳሲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍራይ ንዝግበር ምንቅስቓስ ዝድግፍ…
ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ሱዳን ሚኒስተር ገንዘብን ፕላንን ኣጋክ ኣቹል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ኣብ መንጎ…
ን70 ሽሕ መናእሰይ ተረበሕቲ ዝገብር “ብቃት” ኣብ ልምምድ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ብምውድድ "ብቃት" ብዝብል ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተሳሊጡ።
ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር…
ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንክሳተፋ ንምግባር ምርድዳእ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ዑማ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣው ዢዋን ኣብ ዓውዲ ዕደና ሓቢርካ ምስራሕ ብዝምልከት ተዛቲዮም።
ኢንጂነር ታከለ ዑማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ዓውዲ ውልቀ ንምምዕባል ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ዓውዲ ውልቀ ንምምዕባል ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም።
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጁሞኬ ጃጉን ዶኩሙ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም…
ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 52 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 52 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሚኒስቴር ንግዲን…
ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ – ኣዋሽ – መኢሶ ተጀሚሩ
ኣዲሰ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ኮሪደር ትራንስፖርት ኢትዮ-ጅቡቲ ዝኾነ ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ - ኣዋሽ - መኢሶ ተጀሚሩ።
እቲ መገዲ ልዑል ኢኮኖሚያዊን ማህበራዊን ረብሓ ዘለዎ አነትኸውን፥ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህብ ተዓሊሙ ኢዩ ፅገና ዝግበረሉ ዘሎ።…
ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሰመራ 8 ሼዳት ብምህናፅ ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሰመራ 8 ሼዳት ብምህናፅ ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጩ።።
ህንፀት እቲ ፓርክ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ሲ ሲ ሲ ሲ ቻይና ኢዩ ብኮንትራትነት…
ልዕሊ 171 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዘለዎ ናውቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 171 ሚሊየን ብር ኣታዊን ወፃኢን ግምታዊ ዘለዎ ናውቲ ኮንትሮባንድ ከምዝተታሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘሕለፍናዮ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል 166 ሚሊየን 194 ሺህ ብር ኣታዊ ናውትታት ኮንትሮባንድን 5 ሚሊየን 226…