Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ከባቢ ላዕለዋይ ተፋሰስ ኣዋሽ ኣብ ዓለም ቅርስነት ንምምዝጋብ ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከባቢ ላዕለዋይ ተፋሰስ ኣዋሽ ኣብ ዓለም ቅርስነት ንምምዝጋብ ሕቶ ከምዝቐረበ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ቅርሲ ኢትዮጵያ ረዳት ፕሮፌሰር ኣበባው ኣያሌው ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ብዙሓት ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ቅርስታት ምምዝጋባ ይፍለጥ።…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሐንስ ኣያሌው፥ ባንኪ ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም  ብስፍሓት ከምዝተሰርሐ ገሊፆም። በዚ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሕደራ ኢንተርኔት ብዝምልከት ምስ ኮሚሽን ቁጠባ ኣፍሪካን ትካል ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዶ/ር በለጠ ሞላ ምስ ሰበስልጣን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ትካል ሕቡራት መንግስታትን ብዛዕባ ምድላው መበል 17 ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣመልኪቶም ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ ክሳብ ሐዚ በቲ ኮምሽንን ብሚኒስቴር…

ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ሽልማት ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ ኣብ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ሽልማት ዝበለፀ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣፍሪካ 2022 ዓ.ም ተዓዊተን። እቲ ሽልማት ዝተበርከተለን “ዘ ቢዝነስ ኤግዚኪዩቲቭ” ዝተብሃለ ኣብ ጋና ዝርከብ ሚድያ ፓን ዌስት ኣፍሪካ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝገብሮ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ቅድመ ሐዚ 22 ኤርባስ A350-900 ኣውሮፕላን ብምእዛዝ እተን  16 ብምርካብ ኣብ ስራሕ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ። ዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቁፅሪ ዓማዊል ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን 66 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ተዛሪበን።…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን  27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ዝጠመተ ዘተ ይገብር ኣሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥…

እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ነኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ  ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን።…

ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ 40 ሚሊየን ዶላር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምግብን ስነ ምግበን ድሕንነት ፕሮግራም ኣፈፃፅማ ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ድማ፥…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ምስ ፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…