Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ምስ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ ዓለም እቲ ባንኪ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ታውፊላ ንያማድዛቦ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ናጃንግ ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበኒ ምህርቲ እዚ ዓመት ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ከምዝተኣከበ መምርሒ ሕርሻ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ጋምቤላ ዞባ ማጃንግ ገሊፁ። ኣብቲ መምርሒ መራሒ ጉጅለ ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ሲሳይ በላይነህ፥ ኣብዚ ዓመት…

ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ዋጋ ነዳዲ ኣዚዩ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ዋጋ ነዳዲ ኣዚዩ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዋጋ ድፍድፍ ነዳዲ 139 ነጥቢ 13 ዶላር እንትኸውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መፋርቕ 2008 ጀሚሩ ልዑል ወሰኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ…

ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 2 ነጥቢ 3ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ካብ ዳያስፖራ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ብሕጋዊ መገዲ ከምዝለኣኸ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ዓመት 4 ቢሊየን ዶላር ካብ ሬሚታንስ ንምእካብ ከምዘተሃቀነ እውን ኣመልኪቱ። ብዝተትሓሓዘ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ንኣገልገሎት ምዝገባ ሓበሬታ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገዛኻኝ ታምሩ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቲ ግብሪ 116 ሚኢታዊ ብምፍፃም ውፅኢታዊ…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ብኮድ +2517 ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ብኮድ +2517 ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብብርኪ ሃገር ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር ገሊፁ። ኢትዮጵያውያን ዝምጥን ዘበናዊ ዘርገሐ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት 86 በረራታት ብምክያድ ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ጥማራት ዕምባባ ብዋናነት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት አንተተጎዓዓዙ…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረሒቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሄኖክ ኣስራት…

መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ኣርኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ከምዘርአየ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብታ ሃገር ተኣዊጁ ዝነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅምኡ ንኸሓፅር ውሳነ ምሕላፉ ስዒቡ ኣፈጻፅማ መሸጣ ቦንድ ዶላር ኢትዮጵያ ብዶላር 6 ሳንቲም ወሰኽ ድሌት…