Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መለክዒ መጣየሺ ንዘማልኡ ሸሞንተ ሓደሽቲ ባንኪታት ፍቓድ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መለክዒ መጣየሺ ንዘማልኡ ሸሞንተ ሓደሽቲ ባንኪታት ፍቓድ ምሃቡ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ቁፅፅር ባንኪ እቲ ብሄራዊ ባንኪ ፍሬዘር ኣያሌው፥ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ተግባራዊ እናተገበሩ ዝርከቡ ለውጢታት ስዒቡ ብዙሓት ባንኪታት መጣየሺ…

“ጋለሪ”ዕደና ኢትዮጵያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ዕደና ዝርከብ መራኣያ ዕደና ኢትዮጵያ(ጋለሪ) ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ…

መበል 12 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ደኣንት ዝሳተፍሉ መበል 12 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ተኸፊቱ። ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ብምውዳድ ዘዳለዎ ከምኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ልኡኽ እቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓዱሽ በረራ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድመ ሐዚ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምብራር ብኣየርላንድ ደብሊን ኣቢሉ በረራ ይገብር ከምዝነበረ ይፍለጥ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…

ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ኣባገዳታትን ኣመራርሓ እቲ ትካልን ተረኺቦም። ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ። ኣምባሳደር ኢትትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተፈራ ደርበው፥ ምስ ኣቦ መንበርን ፕሬዚዳንትን ኢምፓክ ኮርፖሬሽንን ሄኪሮ ሞሪሽጌ ተዛቲዮም። ሄኪሮ ሞሪሽጌ፥…

“ኩለ መዳያዊ ዓወት ኢትዮጵያ ዘንፀብራቕ እዩ’’ ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ዓውደ ርኢይ  ፎቶግራፍ ኣብ ከተማ ሃረሪ ተኽፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኩለ መዳያዊ ዓወት ኢትዮጵያ ዘንፀብራቕ እዩ’’ ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ዓውደ ርኢይ  ፎቶግራፍ ኣብ ከተማ ሃረሪ ተኽፊቱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ዋና ዳይሬክተር ሰብመዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣይተ መሓመድ ኢድሪስ፣ ዋና ስራሕ…

ኣገልግሎት ባንኪ ኣብ ከይዲ ንውድድር ዓለም ለኸ ክፍቲ ብምግባር ባንክታት ዓቕመን እንዳዕበያ ንክኸዳ ምስራሕ ይግባእ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ባንኪ ውሽጢ ዓዲ ቀስ ብቐስ ንውድድር ዓለም ለኸ ክፍቲ ብምግባር ባንክታት ዓቕመን እናማዕበላ ንከኸዳ ምስራሕ ከምዝግባእ ፕሬዝዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ተዛሪቦም። ባንክታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ዓቕሚ ብዝኾነ ውድድር ካብ ዕዳጋ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ቱርኪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ኣዳና ቻምበር ኦፍ ፎረምን ኣዳና ቆንስላን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ቱርኪ ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨሰትመነት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተረኺቦም። ፕሬዚዳንት ቤት…

ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ገሊፆም። ነዚ ድማ ብማዕቐፍ ፊስካል ፖሊሲ ንምምራሕ ምድላው ይግበር…