Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኢኮኖሚ ሃገር ንምምዕባል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ ግብርና ክሳተፋ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣልን ኢኮኖሚ ሃገር ንምምዕባልን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ ግብርና ክሳተፋ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ንግዲ ግብርና ዘህልወን ተሳትፎን ተረባሕነተን መፍትሒ ምምፃእ ዝዓለም “ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣግሪ ቢዝነስ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒሰስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እቲ ዝተኣከበ ኣታዊ 145 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ካብ ታክሲ ውሽጢ ሃገር እንትኸውን፥ ዝተረፈ ድማ ካብ ቀረፅን…

ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም ኢንቨስት ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም። እቶም ሰብሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት እኹል ግንዛበ ንክረኽቡን  ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባርን ድልየት ከምዘለዎም…

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43 ሺሕ ብር ከምዝኣከበ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብቶም ኣዋርሕ 37 ቢሊየንን 340 ሚሊየን 41 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሊሙ ኢዩ፤ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43…

ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ማእኸል ልምዓትን ምርምርን ቆርበትን ውፅኢት ቆርበተን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ኣይተ ዳኛቸው ሽፈራው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ ትሻዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ከምዝለኣኸ ኤጀንሲ ልምዓት ኢነርጅን ማዕድንን ኣፍሊጡ። ዋና ዳሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ኣኳታ ቻም÷ እቲ ንብሄራዊ ባንኪ ዝተለኣኸ ወርቂ ኣብ ወረዳታት እቲ…

 “ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ከምዝተዳለወ ገሊፁ። “ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” (ኢ- ትሬድ ግሩፕ)ባህጊ ኣባል ሕብረት ኣፍሪከ መሰረት ዝገበረ ልውውጥ ንግዲ ንምስላጥን ብሓባር…

ባንኪ ኣዋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ፋይናንስ ንመበል 29 ግዘ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ 2021 ዓመታዊ ብብርኪ ዓለምን በቢሃገሩን ውፅኢት ብሉፃት ባንክታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ ኣፍሪካ ደቡብ ኣፍሪካዊ “ስታንዳርድ ባንኪ” ቀዳማይ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ክስየም እንከሎ፥…

ኣብ ኢትዮጵያ ንዕብየት ውልቀ ዓውዲ ናይ 25 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀከት መጀመሪ ወርክሾፕ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕብየት ውልቀ ዓውዲ ናይ 25 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀከት መጀመሪ ወርክሾፕ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን(ጂአይዜድ)ን ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ን4 ዓመታት ዝፀንሕን ካብ ወርሒ…

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ዝተመደብሉ ሃገር ኣማራፅታት ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ከፋልጡ ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ዝተመደብሉ ሃገር ኣማራፅታት ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ከፋልጡ ኣለዎም ተባሂሉ። ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ነቶም ኣምባሳደራት ኣብ ቦሌ ለሚ፣ ቂሊንጦን  ኣዳማ ኢንዱስትሪ ፓርክታትን ኣጎብኒዩዎም።…