Browsing Category
ቢዝነስ
ሚኒስቴር ክእለትን ስራሕን ምስ ሓደ ግልጋሎት መውሃቢ ጣብያ ማእኸል ይዛይ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ክእለትን ስራሕን ምስ ሓደ መተሓባበርቲ ግልጋሎት መውሃቢ ጣብያ ብሃገር ደረጃ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፈሪያት ከሚልን ካልኦትን ላዕለዋይ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።
እቲ…
ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ-ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ።
መተሓባበሪ ዓማዊል ኣቕርቦት ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ቀጥታ ኢንቨስትመነት ወፃኢ፣ ኣብ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።
እቲ መድረኽ “ ኦሮሚያ፣ ኢትዮጵያ…
መድረኽ መዕበዪ ዓቕሚ ኣፍረይቲ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያ ተፍርይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ መዕበዪ ዓቕሚ ኣፍረይቲ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ ብዕሊ ዘጀመራ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ፥ መብዛሕትኦም ዜጋታት ኣብ መፍረይቲ ዕድመ ስለዝርከቡ…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 95 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 95 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ኣታዊ 87 ነጥቢ 6 ሚታዊ ትልሙ ዘዕውተ እንትኸውን፥ ምስ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም…
ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ።
“ኣሻም” ዝተብሃሊ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣገልግሎት ኢትዮ ቴሌኮም እንትረኽቡ ብዝእከበሎም ነጥቢ መሊሱ ዝኸፍል ኣገልግሎይጨት እንትኸውነ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ ሎሚ…
ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ኢትዮ ቴሌኮም ብዝተፈላለዩ ኣገልግሎታቱ ክሳብ 70 ሚኢታዊ ምንካይ…
ኢኮኖሚ ሃገር ንምምዕባል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ ግብርና ክሳተፋ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣልን ኢኮኖሚ ሃገር ንምምዕባልን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ ግብርና ክሳተፋ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ንግዲ ግብርና ዘህልወን ተሳትፎን ተረባሕነተን መፍትሒ ምምፃእ ዝዓለም “ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣግሪ ቢዝነስ…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒሰስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ካብ ሞንጎ እቲ ዝተኣከበ ኣታዊ 145 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ካብ ታክሲ ውሽጢ ሃገር እንትኸውን፥ ዝተረፈ ድማ ካብ ቀረፅን…
ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም ኢንቨስት ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም።
እቶም ሰብሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት እኹል ግንዛበ ንክረኽቡን ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባርን ድልየት ከምዘለዎም…