Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንመበል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደትን ሓደሽቲ ምሕዝነታትን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ምትሕብባራትን ምሕዝነታትን ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር፤ ቀዳማይ…

ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) 2ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ፣ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…

ኪን ኢትዮጵያ በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ኬንያ ክጓዓዝ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ‘ጉጅለ ኪን ኢትዮጵያ ባህሊን ጥበብን’ በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ሎሚ ምሸት ናብ ኬንያ ክጓዓዝ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ዴዔታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኪን ኢትዮጵያ ቅድሚ ሕዚ ባህሊን ጥበብን…

ብሄራዊ ባንኪ ብዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝግበሩ መዘና ዲጂታል ዕድጊታት ብግዚያዊነት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ክሪፕቶ ከረንሲ ሓዊሱ ፍቓድ ኣብ ዘይብሎም ዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝግበሩ መዘና ዲጂታል ዕድጊታት ብግዚያዊነት ኣጊዱ፡፡ እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ብዝተዘርግሑ ማዕቐፋት ቁፅፅር መሰረት ብምግባር ብዝተገበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደት ምትሕብባር እተን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደት ምትሕብባር እተን ሃገራት ብዝበለፀ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ኣብ ኣዘርባጃን ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ዝርከቡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ…

ክልል ትግራይ ሕዚ ካብ ዝኣተወቶ ፀገም ንምውፃእ ሃገራዊ ዘተ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ሕዚ ካብ ዝኣተወቶ ፀገም ንምውፃእ ሃገራዊ ዘተ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ምስ ዝመፅኡን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡን…

ዘተኣማምን ዘላቒ ሰላምን ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰላም ዘተኣማምን ዘላቒን ንምግባር ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት ኢለን፡፡ 8ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላምን ድሕንነትን ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ኣዳነች…

ምስ ኣዘርባጃን ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ዝተገበሩ ምትሕብባር ምሕዝነትና እናዕበየ መፂኡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ምስ ኣዘርባጃን ዘለና ምሕዝነት ብምትሕብባር እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሓበሬታ፤ ፕሬዚዳንት ኢልሃም…

እናዓበየ ዝመፀ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣዘርባጃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 1992 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ሕዚ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ። ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዝምድናአን ዝያዳ ንምዕባይ ብሓባር ክሰርሓ ዝፀንሓ እንትኾ፤ ብፍላይ ኣብ…