Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ምእታዎም ይዝከር።
ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…
ካብ ሓደ ፍልፍል ዝሰትያ ክልተ ሃገራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ብሓባር ኣብ ጅቡቲ ዳመርጆግን ካብ ኢትዮጵያ ደወሌን ዘራኽብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦመር ጊሌን ሓድሽ ዝርግሐ መመሓላለፊ መስመር ቧንቧ ነዳዲ ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጊሌን ምስ ኢትዮጵያ ደወሌ ዘራኽብን ዓቢዪ ስትራቴጂካዊ ኢንቨስትመንት ዝኾነ ሓድሽ መስመር ቧንቧ መመሓላለፊ ዝተፃረየ ነዳዲ ዝርጋሐ ዕላዊ ገይሮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር…
ወርሒ መስከረም፡ ህብረ ብሄራዊ ፅባቐን ቱሪዝምን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣቆፃፅራ ዘበን ፈላማይ ዝኾነ ወርሒ መስከረም ባህሊ ሃፍቲ እታ ሃገር ንዓለም ዘላልዩ ዝተፈላለዩ ፍፃመታትን ኣደባባይ በዓላት ዝካየዱሉ ብምዃኑ ወርሒ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ተባሂሉ ይፅዋዕ።
ኣብዚ ሓድሽ ተስፋን ሓድሽ ጅማሮን ዕድል…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ኣትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጅቡቲ ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮሎም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ…
ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ኣገልግሎታት መሰረት ዝኸውን ምህዳር ፈጢሩ – ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ኣገልግሎታት መሰረት ዝኸውን ምህዳር ኣብ ምህናፅ ቅልጡፍ ዕቤት ኣመዝጊቡ ኢሎም።
ኢትዮጵያ ኣብ ጎና ጎኒ መበል 81…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ስነ-ምህዳር ኣብ ምሕላው ልዑል እጃም ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ እናካየደቶ ዘላ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ኢትዮጵያ ስነ-ምህዳር ኣብ ምሕላው ልዑል እጃም ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡
ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ ይካየድ ኣብ ዘሎ…
ዘመኑን ዝጠልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ንስሪ ሰማይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰማይ ናይ ሓንቲ ሃገር ናይ መወዳእታ ዶብ እዩ፤ ኣብቲ ዶብ ድማ ምክልኻል ልዑላውነት ይጅምር።
ናይ ሓንቲ ሃገር ኣየር ክልል ብንቕሓት ብዓይኒ ንስሪ ምክትታል፣ ዝኾነ ይኹን ስግኣት ብቕልጡፍ ምልላይን ብብቕዓት መርኣይን ሓይሊ ኣየር ቀዳማይ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ኖርዌይ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ኖርዌይ ኦስሙንድ ኦክሩስት ተዛቲዮም።
ኣብ ዘትኦም ኣብ ሱዳንን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝርከባ ሃገራትን ዘለዉ ጉዳያት ሰላምን…
ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ንዘላቒ ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ዘላቒ ሰላም፣ ማዕርነትን ልምዓትን ንምርግጋፅ ኣዝዩ ኣገዳስን ቀፃልን ከይዲ እዩ።
እዚ ከይዲ ኣብ ልዕልነት ሕጊ ዝተመስረተ፣ መሰረታዊ መሰላት ዜጋታት ዘኽብርን ንኹሎም ዝሓቁፍ ስርዓት ንምፍጣር ዝዓለመን እዩ።…