Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ 25 መስከረም ክካየድ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)25 መስከረም 2019 ዓ.ም ስነ ስርዓት ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ስነ ስርዓት መኽፈቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ክካየድ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ። ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ 7ይ…

ዕቤት መፍረያይነት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ ዓመታት ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዝናብ ጥራሕ ዝነበሮ ፅግዕተኝነት ብምንካይን ፍርያት ዝራእቲ ውሽጢ ሃገር ብምዕባይን ልዑል መዋቕራዊ ለውጥታት ኣካይዱ እዩ። ብመንግስቲ መደመር ዝተዘርግሑ ዓበይቲ፣ ማእኸለዎትን ኣናእሽተይን መሰረተ…

ሓድሽ ምዕራፍ ቱሪዝም ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቐፍ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ልምዓት ኮሪደርን ኮንፈረንስ ቱሪዝምን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ በፂሑ ይርከብ። ብመመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሸርፊ ወፃኢ ንምዕባይ ትኹረት ካብ ዝተውሃቦም ዘፈራት ሓደ ዓውዲ ቱሪዝም…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ህይወትን ወታደራዊ ጉዕዞን ዝድህስስ “ድል ቁርሱ” ዝተብሃለ መፅሓፍ መርሃ ግብሪ ምረቓ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ህይወትን ወታደራዊ ጉዕዞን ዝድህስስ “ድል ቁርሱ” ዝተባህለ መፅሓፍ መርሃ ግብሪ ምረቓ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ እቲ መፅሓፍ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ መበል 81 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝምራሕ ልዑል ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ መበል 81 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት እናተሳተፈ ይርከብ። እቲ ጉባኤ “እምነት ምምላስ፣ ለውጢ ምምራሕ፤ ንኹሉ ዝሰርሕ ሕቡራት ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

በዓል መስቀል ደመራ ብድምቀት ንኽኽበር ምድላው ተገይሩ – ሌ/ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ደመራ ብድምቀት ንኽኽበር ብቑዕ ምድላው ኢሉ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ሌተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ። ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀጥታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ፣ ቤት ፅሕፈት…

ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ስርናይ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና – ኣፍሪካውያን ክኢላታት እቲ ዓውዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካውያን ተመራመርቲን ክኢላታት እቲ ዓውዲን ዓወት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና ኢሎም። ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ትራንስፎርሜሽን ስርናይ ምቅልጣፍ፣ ቴክኖሎጂታት ምስፋሕን ብሄራዊ ስርዓታት ዝራእቲ ንምጥንኻርን ዘድሀበ ዓለም…

ሓደራ ህዝቢ ዝሓለወ መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ፅባሕ 6ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብህዝቢ ተቐባልነት ዝረኸቡ ውፅኢታውያን ስራሕቲ ልምዓትን ኢኮኖሚን ኣካይዱ። ህዝቢ ነዞም ውፅኢታት ልምዓት ከም ዝተቐበሎም ካብ ዘረጋገፀሉ መንገድታት ሓደ፤…

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት “ኢሬቻ ንብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ኦሮሚያ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት “ኢሬቻ ንብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ ኢሉ። ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2019 ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን…

በዓላት ኣደባባይ ንብራኸ ዓውዲ ቱሪዝምን ንምርግጋፅ ዘላቒ ዕቤትን

ኣዲስ ኣበባ፣12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብዙሕ ዘርፍታት ዝሓቖፈ ኣንፈት ልምዓት እናተኸተለት እትርከብ፤ ቅድሚ ለውጢ ብዙሕ ትኹረት ዘይተዋህቦ ዝነበረ ዓውዲ ቱሪዝም እቲ ሓደ ካብ ዓንዲታት ዕቤታ ብምግባር ዓበይቲ ዓወታት ክትምዝግብ ክኢላ። ኣብ ብራኸ ዝርከብ ዓውዲ ቱሪዝም፣…