Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህወሓት ህፃናት ኣብ ቅድሚት ብምስላፍ ቀለብ ዓረር ብምግባር ገበን ኲናት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መንግስቲ ዝቐረቡ ብዙሓት ኣማራፅታት ሰላም ብምሕሳም ክፍፅሙ ዝፀንሐ ፅሕተራ ብምስፋሕ ኣብ ኣዋሰንቲ ክልልት ዓፋርን ኣምሓራን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ግብረ ራዕዲ ዝተለመደ ማዕበል ሰብ ብምጥቃም…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ህዝባዊ ጥፍኣት ማሕበረሰብ ዓለም ከውግዞ ይግባእ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ ኤፍ ቢ ሲ(2014 ዓ.ም)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ብዝኸፈቶ ብከበድቲ ኣፅዋራት ዝተደገፈ ህዝባዊ ጥፍኣት ማሕበረሰብ ዓለም ከውግዞ ይግባእ ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ገሊፁ።
እቲ ጉጅለ ቅድመ ሐዚ ብሰለስተ ዙር ብዝኸፈቶ ኲናት ንፁሃን…
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ ኤፍ ቢ ሲ(2014 ዓ.ም)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ።
እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንግስቲን ህዝቢን ኣምሓራ ናይ ባዕሉ ናይ ምልማዕ ዓቕሚ ተጠቒሙ ናይ ባዕሉ ምዕባለ ዘረጋግፀሉ ዕድል ንምጭንጋፍ…
ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክለኣኽ ዝነበረ ነዳዲ ኣብ ክልል ዓፋር፣ ኢረብቲ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መገዲ ሰላም ብምሕሳብ ዳግም ኲናት ንዝኸፈተ ጉጅለ ግብረ ራዕዲህወሓት ክለኣኽ ዝነበረ ነዳዲ ኣብ ክልል ዓፋር፣ ኢረብቲ ተታሒዙ።
ሓይሊ ፀፅታ ክልል ዓፋር ኣብ ቁፅፅር ዘውዓሎ ነዳዲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንወራር ከምእታዎት ክጥቀመሉ ከምዝነበረ…
ክልል ኦሮሚያ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኣምሓራን ዓፋርን ብምዃን ሉእላውነት ኢትዮጵያ ንምኽባር ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ልክዕ ከምቀደሙ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኣምሓራን ዓፋርን ብምዃን ሉእላውነት ኢትዮጵያ ንምኽባር ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ።
እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ከነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ እቲ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ እናሳወረ ብናይ ህዝቢ ማዕበል መጥቃዕቱ ደው ተዘይኣቢሉ ሰራዊት ግዴትኡ ንምውፃእ ክግደድ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ እናሳወረ ብናይ ህዝቢ ማዕበል መጥቃዕቱ ደው ተዘይኣቢሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሕጋዊ፣ ሞራላዊን ታሪኻዊን ግዴትኡ ንምውፃእ ክግደድ ኢዩ ክብል መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓደ ወገን ዝተለመደ ማዕበል…
ፀላኢ ብምቕፃዕ ንትውልዲ ዝሳገር ታሪኽ ምስራሕና ክንቅፅል ኢና- ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ብምቕፃዕ ንትውልዲ ዝሳገር ታሪኽ ምስራሕና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም።
መዓልቲ ስድራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።…
ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ክግበር ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ፃዕሩ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ቀዋሚ ኮሚቴ ምውፋር ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ጉዳያት ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን ሃገር ለኸ…
ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ነቲ ክልል፣ ወረዳን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ከተማ ሃዋሳ ዝኸውን ባጀት ኢዩ ኣፅዲቑ።
ልዕሊ 574 ሚሊየን ብር ንምሰረተ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣማራፅታት ሰላም ንጎኒ ብምግዳፍ ዝኸፈቶ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተውሃቦ ኣማራፂ ሰላም በምርጋፅ ንሳልሳይ…