Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እቲ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ” ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ተዛሪቦም፡፡ ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ "ኣብ ህንፀት ሃገር ብፅሒት ምሁራን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ኣብ ሃገራዊ ፀገማት መርኣያ ኣንፈታት ኣድሂቡ ምኽክር ምሁራን የካይድ ኣሎ።…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የካይድ ኣሎ፡፡ << ንኢትዮጵያን ኣፍሪካዊን ብልፅግና ዝተግህ መንእሰይ›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ፃኒሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ክላዘብ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…

ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም  ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቶም  ኣብቲ ማእኸል ዝስልጥኑ ዝነበሩ 62 መናእሰይ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናይ ተሳተፍቲ ምልላይን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ። ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው እቲ ዘተ…

ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ግብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ገብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ መክትም ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ብሔራዊ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ለኸ…

ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ። ወተደራዊ ሰብ መዚ ጃፓን ከምዝበልዎ፥ ካብ ፒዮንግያንግ ናብ ሸነኽ ደቡባዊ ኣንፈት ናብ እትርከብ ክልል ህዋንግሄ ዝተወንጨፈ ሚሳኤል ተወንጨፍቲ ሓፂር ርሕቐት ሚሳኤላት ከምዝኾኑ…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኢዮም ኣጀሚረምዎ። ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ፥ ኣብ ምፍራይ ዘይነበራ ኢንዳስትሪታት ናብ ስራሕ ዝኣትዋሉ፣ ዘፍሪያ ዝነበራ ድማ መጠን…

ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 14 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኢዮም ተታሒዞም። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣…