Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እንግሊዝን ዴንማርክን ተዋጋእቲ ንዝነበሩ መሊስካ እግሪ ንምትካል ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብራ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስ ክራ ስንድበጀርግን ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት እንግሊዝ ፓውል ዋልተር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ ብዛዕባ ዕላማ እቲ ኮሚሽን፣ ፕሮግራም…

ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ። ትማሊ ኣጋ ምሸት ሰዓት 11፡26 ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 6 ኣብ ከባቢ ኣደይ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ክልተ…

ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ 273 ተምሃሮ ኣብ ኢሜሪትስ ሕቡራት ዓረብ ሙሉእ ስኮላር ሺፕ ከምዝተውሃበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ 273 ተምሃሮ ኣብ ኢሜሪትስ ሕቡራት ዓረብ ሙሉእ ስኮላር ሺፕ ከምዝተውሃበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ፍርቂ ንላዕሊ ውፅኢት ካብ…

ኣብ ታሪኽ ዓወተ ዓድዋ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ግደ ከምዝነበረን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓወተ ዓድዋ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ግደ ከምዝነበረን ተገሊፁ፡፡ ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያዊያን ሓሊፉ ንመላእ ኣፍሪካዊያን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ንምውፃእ ኣብ ዝገብርዎ ቃልሲ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ብስንቂ ምድላው ይኹን ኣብ ዓውደ ኲናት…

ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ቦረና ንድርቂ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ቦረና ንድርቂ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ምስ ቸሰራሕተኛታቱ ብምዃን ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ናይ ዝገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል…

ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ፈላማይ ሰሙን ጉባኤ ሃይማኖታት ዓለም ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ሳህለ…

ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ኸፊቱ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓ ሰራዊት እቲ ኤግዚብሽን ከፊተምዎ። እቲ ኤግዚብሽን…

ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። ሃገራዊ ኮሚሸን ልዝብ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምለከት ንላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን መዳርግቲ ኣካላት ፀብፃቡ ኣቕሪቡ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ማሕበር ኤጀንሲታት ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ማሕበር ኤጀንሲታት ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኮይኑ። እቲ ኮሚሽን ኣባል ብምዃኑ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመነት ባህጊ ሰብ ሃፍተ ብምምላእ ተመክሮ ንምውሳድ ዘኽእል ዕድል ከምዝረክብ ተገሊፁ። …

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ጃፓን ኣምባሳደር ሳይዳ ሺኒቺ ኣብ…