Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር- ዶክተር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተናታት ንምሽጋር ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣተሓሳሲቦም።
ሜዲያታት ክልልን ፌዴራልን ዓመታዊ…
ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣማራፅታት ልምዓት ብዝምለከት መብርሂ ሂቦም።
ብመሰረት እዚ ኣብ…
ህወሓት ስራሕቲ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ንከኽብር ሳማንታ ፓወር ኣተሓሳሲበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ስራሕቲ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ንከኽብር ሓላፊት ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ) ሳማንታ ፓወር ኣተሓሳሲበን።
እተን ሓላፊት ኣብ ትዊተር ሒሳብን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ህወሓት ዝፈፀሞ ስርቆት ነዳዲን ኣብ ሰራውተኛታት ሰብኣዊ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመራፂ ሽልማት መገዲ ነፈርቲ ኣፍሪካ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ መገዲ ኣየር፤ ብግሎባል ትራቭል መፅሄት ኣብ ዝተኻየደ ኣዋርድ ትራዚስ እዩ ተመራፂ 2022 መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ሽልማት ዝተዓወተ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመራፂ ሽልማት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምዕዋቱ ዝተሰምዖ ታሕጓስ ድሕሪ ምግላፅ÷ እቲ…
ሩሲያ ህወሓት ኣብ መጋዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ነዳዲ ኣውጊዛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ መጋዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ነዳዲ ነውሪን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ተዛሪቦም።
ኣብ መቐለ ኣብ ዘሎ መኽዘን ዝነበረ 570 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ብህወሓት ከምዝተዘመተ…
ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነትን ህዝቢ ብዝረብሕ መንገድን መዕለቢ ክረክብ ዝኽእል ብዘተን ሰላማዊ መንገድን ጥራሕ እዩ-ዶ/ር ኣብረሃም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኩሉ ትግራዋይ ክጭብጦ ዝግበእ ቁም-ነገር፣ ሐዝውን እንተኾነ ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነትን ህዝቢ ብዝረብሕ መንገድን መዕለቢ ክረክብ ዝኽእል፣ ብዘተን ሰላማዊ መንገድን…
ዓምዩቕ ተሓዳሲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ንሃገራዊ ምዕባለን ቀጣናዊ ርክብን ክነውዕሎ ይግባእ-ኢ/ር ክፍሌ ሆሮ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓምዩቕ ተሓዳሲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ንሃገራዊ ምዕባለን ቀጣናዊ ርክብን ክነውዕሎ ይግባእ ክብሉ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ገሊፆም።
ኢንጂነር ክፍሌ ግድብ ህዳሰ እንትኽንበት ዝህልዎ ሃገራዊን ቀጣናዊን ረብሓ…
ህወሓት ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንወታደራዊ ዓላማ ምውዓል ይቕፅለሉ ኣሎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንወታደራዊ ዓላማ ምውዓል ቀፂልሉ ይርከብ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝርከብ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቦም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝተገበሩ ፃዕሪታት ብዝምልከት…
ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ በጀት ዓመት፤ትልሚ 2015ን “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ሃገራዊ ምንቕስቃስ ዘተ እናካየደ እዩ፡፡…