Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ውሳነታት ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡
ውሳነታት መበል 17 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፦
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዝተዛተየ…
ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ 78 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ 78 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ቤት ፅሕፈት ህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ክዛዘም ኢዩ።…
ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት እቲ ክልል ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ ኣብ 2014 ዓ.ም ዝነበረ ርካቦት ኦዲት ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ናብቲ ቤት ምኽሪ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋርን ዜጋታት ንምድሓንን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ግድኡ ንኽዋፃእ መንግስቲ እቲ ክልል ፀዊዑ።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ድርቂ ብብርኪ ዓለም ለኸ ፈተና እናኾነ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ኢዩ –…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣፈ-ጉባኤ ኣቢያተ ምኽሪ ክልላትን ኣብ ህንዲ ዝገበሩዎ ልውውጥ ልምዲ ዲፕሎማሲ ፓርላማ ዘጠናኸረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ብሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወክልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓጋዚ…
ኣገልግሎት ትራንስፖርት ተረባሕነት ሕብረተሰብ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ተረባሕነት ሕብረተሰብ ብዘረጋግፅን ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብዝሕግዝን መልክዑ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ገሊፁ፡፡
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ 100 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ብምትሕብባር ዝተረኸበ…
ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡
ከተማ ሸገር፥ ሽዱሽተ ከተማታት ናብ ሓደ ብምጥማር…
ምስ ኢትዮጵያ ዘለና ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ሚኒስትር ገንዘብ ቻይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ተቐራሪባ ምስራሕ ከምትቕፅልን ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳራ ብዝበለፀ ከምተጠናኽርን ሚኒስትር ገንዘብ እታ ሃገር ሊዩ ኩን ገሊፆም፡፡
ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምምዕባልን ንምጥንኻርን ዘኽእል ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምምዕባልን ንምጥንኻርን ዘኽእል ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣኪንውሚ ኣዴሲና ተዛሪቦም።
ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናይ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ደገፍ ይገብር…