Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 60 ሚኢታዊት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፕሮጀከት መናእሰይ ልምምድ ስራሕ ተረባሕቲ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 60 ሚኢታዊት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፕሮጀከት መናእሰይ ልምምድ ስራሕ ተረባሕቲ ከምዝኾና ምኽትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይ ስረሕ ጃንጥራር ዓባይ ተዛሪቦም፡፡ ኣይተ ጃንጥራር ዓባይ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ…

ኣሜሪካ ህወሓት ኣብ መኽዘን ውሕመ መቐለ ዝፈፀሞ ወራር ከምዘተሓሳሰባ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ህወሓት ኣብ መኽዘን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) መቐለ ዝፈፀሞ ወራር ከምዘተሓሳሰባ ገሊፃ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዕጡቕ ጉጅለ ትማሊ ንጎሆ ኣብ መቐለ ዝርከብ መኽዘን ውሕመ ብሓይሊ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ወራር ነውሪን መሕፈርን ኢዩ-ዋና ዳይሬክተር ውድብ ምግቢ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ውድብ ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ወራር ነውሪን መሕፈርን ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ምግቢ ዓለም ዴቪድ ባስሌ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትማሊ ንጎሆ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ መቐለ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ካብ ዘሎ መኽዝን ውድብ ምግቢ ዓለም 12 ቦቴ ነዳጅ

ከምዝዘመተ ውሕመ ገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ካብ ዘሎ መኽዝን ውድብ ምግቢ ዓለም 12 ቦቴ ነዳጅ ከምዝዘመተ ኣቀባሊ ቃል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ውሕመ) ስቴፈን ዱጃሪክ ገሊፁ። እቶም ኣቐባሊ ቃል ትማሊ ንጎሆ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነት ፍታሕ ክረክብ ዝኽእል ብኢህን-ምሂን ጥራሕ ኢዩ-ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነት ፍታሕ ክረክብ ዝኽእል ብኢህን-ምሂን፣ ብዘተን ሰላማዊ መንገድን ጥራሕ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም…

ብዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኡጋንዳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኡጋንዳ ሌተናል ጀነራል ሙሆዚ ኪኑሩጋባ ዝተመርሐ ላዕለዎት ወተሃደራዊን ድሕንነትን ኣመራርሓ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ብዛዕባ እቲ ግድብ መብርሂ ተዋሂቡ።…

1 ሺሕን 26 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 26 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ እቶም ተመለስቲ እተን 153 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና 28 ድማ ህፃናት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ንተመለስቲ…

ኢትዮጵያ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ሽግግር ልቓሕ ብዝምልከት ንዝሃቦ ውሳነ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገስቲ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ሽግግር ልቓሕ ብዝምልከት ንዝሃቦ ውሳነ ብእወንታ ከምዝቕበል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ፅዕንቶ ልቓሕ ኢትዮጵያ ንምቅላል ዘቕረበቶ ናይ ልቓሕ ሽግሽግ…

ሓይሊ ባሕሪ ንምዝማን ዝወሃቡ ስልጠናታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም-ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝወሃቡ ስልጠናታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቦም። ሬር ኣድሚራል ክንዱ፥ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ሓይሊ ኣየር…

ንህወሓት ዝኸውን ኣፅዋራት ኲናት ብምፅዓን ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ጥሒሱ ዝኣተወ ኣውሮፕላን  ተወቒዑ ከምዝወደቐ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድኻም ኢትዮጵያ ዝደሊዩን ነዚ ንምዕዋት ንዘበናት ዝተንቀሳቐሱን ህወሓት ዝድግፉ ዘለዉ ታሪካዊ ፀላእቲ ንብረት ምዃኑ ዝእመነሉ ኣውሮፕላን ነቲ ግብረ ራዕዲ ዝኸውን ኣፅዋራት ኲናት ፅዒኑ ብኣንፈት ሱዳን ብምሕላፍ ናይ ኣየር ክልልና ጥሒሱ እንትኣቱ ብጅግና…