Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ጃፓን ኣምባሳደር ሳይዳ ሺኒቺ ኣብ…
ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ፥ ብቴሌ ብር ገንዘብ ናይ ምትሕልላፍ ኣሰራርሓ ዝተረኸበ ውፅኢታዊ ተመክሮ ንካልኦት ከምዘካፍል ተገሊፁ።…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና ተጎዳእቲ ደርቂ ዝገበሮ ደገፍ ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና ተጎዳእቲ ደርቂ ዝገበሮ ደገፍ ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ኣረኪቡ።
እቲ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ኢዩ።
ማይ መትሓዚ ታንከራትን…
ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ-ምሁራን ታሪክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ታሪክ ገሊፆም።
ጋዜጠኛን ፀሓፊ ታሪክን ተሾመ ብርሃኑ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ፍልፍል ኩርዓት…
ዓወት ዓድዋ መላእ ኣፍሪካዊያን ንነፃነቶም ንክቃለሱ ዘለዓዓለ ኢዩ-ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዮሴፍ ሜንሳህ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ መላእ ኣፍሪካዊያን ንነፃነቶም ንክቃለሱ ዘለዓዓለ ኢዩ ክብሉ ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዮሴፍ ሜንሳህ ተዛሪቦም።
ኣይተ ዮሴፍ ሜንሳህ መስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካዊያን ካብ…
ናብ መቐለን ሽረን ኣብ ዝግበሩ በረራታት ካብ ታሪፍ ንላዕሊ ብምኽፋል ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተሓተትት ናይ ምግባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለን ሽረን ኣብ ዝገብሮም በረራታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ተመዲቦም ዝሰርሑ ሓደሓደ ሞያዊያንን ምስቲ መገዲ ኣየር ዝሰርሑ ኤጀንታትን ጉዳይ ነፈፅም ኢና ምስ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ብምምሽጣር ካብ ታሪፍ…
ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ 6ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ዓመት ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ ናብራን ተረባሕነትን ህዝቢ ካብ መሰረቱ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 52 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቢሮ ጄኔቫን ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካላት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበውን…
ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዚዩዋን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ትገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ትኹረት ገይሮም፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ…
ኣብ ዞባ ቦረና ብልዕሊ 754 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፕሮጀከት ፅሩይ መስተ ማይ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ብልዕሊ 754 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፕሮጀከት ፅሩይ መስተ ማይ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፣ ምክትል ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን…