Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓደ ኩባኒያ ሞሮኮ ንኢትዮጵያ ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኦ ሲ ፒ ሞሮኮ ንኢትዮጵያ ደገፍ 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኦ ሲ ፒ ኣብ ኣፍሪካ መሓመድ ኣኑዋር ጀማሊ፥ እቲ ትካል ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ስርናይ ንምድጋፍ ብምሕሳብ እቲ ሓገዝ ከምዝገበረ ተዛሪቦም።…
ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ሕቶታት ኣወዳድባ ንምምላስ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝተባባዕ እዩ -ኣይተ ርስቱ ይርዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት መንግስቲ ክልል ደቡብ ንሕቶታት ኣወዳድባ መልሲ ንምሃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝበረታታዕ እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ተዛሪቦም።
ኣመራርሓታት ክልል ደቡብ መድረኽ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ በጀት ዓመትን ተግባራት…
ኣብ ከተማ ሰበታ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም።
እቶም ዘይሕዳዊ መሳርሕታት መበገሲኦም ከተማ ጋምቤላ ምኻኑ ኣብ መምርሒ ፖሊስ ሰበታ ምኽትል ዋና ምርግጋፅ ድሕንነት ከባቢ ኢንስፔክተር…
ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ ክብል መንግስቲ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽእሉ…
ኢኮኖሚ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም።
ሕርሻ ናብ ግዙፍ ሜከናይዜሽን ምቕያር፣ ኢንዱስትሪው ምምዕባልን ዝሓሸ ውፅኢት ከመዝግቡ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት…
ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትካላት ፋይናንስ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽአል ፖሊሲ ከምዝተሰናድአ ምግላፆም ይዝከር።
ኣብቲ ዛዕባ…
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ብቑፅሪ ፌደም/ፈ/5/807 12 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ብዝፀሓፎ ደብዳበ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ትሕዝቶ እቲ ሕቶ፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ…
ኣብ 2014 ዓ.ም መዐደጊ ናውቲታት ሕክምና ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ንመዐደጊ ናውቲታት ሕክምናን መድሓኒትን ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ንግዲ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፥ ኣብ መድረኽ ገምጋም ቆፀራ እታዎታት ሕክምናን ተረኺቦም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…
ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ተሳትፎን ደገፍን ህዝቢ ጠንካራ ምዃን፣ ሰራዊት ምክልኻል ልኡላውነት ሃገር…
ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት 2014ን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት 2014ን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ።
ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ እቲ ፓርቲ ነዚ እዋን ዝምጥን ውዳበ ንምፍጣር ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ…