Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ካብ ባንኪ ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ስርዓት ኣብ ሓፂር እዋን ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ኣገልግሎት ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ኣዋጅ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ገሊፆም።
እቲ ኣዋጅ ብፍላይ ኣብ ገጠር ንዝነብሩ ከባብታት ተረባሕቲ ዝገብር እዩ ዝበሉ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን፣ ምክትል ርእሳነ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ዘቲየን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ…
ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝብን ሃገርን እንትበሃል ኣብ ስምምዕነት ሰላም…
ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
እቲ ባንኪ ምስ ሰብ ኣክሲዮን ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡን ቀዳማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤኡን ኣሳሊጡ።
እቲ ባንኪ ካብ ዝነበሮ 2 ቢሊየንን 867 ሚሊየንን 466 ሺሕ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኢታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላትን…
መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ እቲ ስምምዕነት ብዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክትግበር ኩሎም ኣካላት…
እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ-ሚኒስቴር ገንዘብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ልምዓትን ሚኒስቴር እቶትን ምስ ቢሮ ገንዘብ፣ ፕላንን እቶትን ክልላት ሓበራዊ መድረኽ ኣብ ከተማ…
ናብ ትግራይ 229 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲ ሕክምና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናብ ክልል ትግራይ ግምቶም 229 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲ ሕክምና ከምዝተኸፋፈለ ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ መቐለን ሽረን ዝርከቡ ጨንፈር ቢሮታቱ ብኽፋል ስራሕ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጡ።…
ኢትዮጵያ ስርዓት ቪዛኣ ንኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ብምቕላል ዝላ ከምዘርአየት ፀብፃብ ባንኪ ልዓት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ስርዓት ቪዛኣ ንኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ብምቕላል በራ ክፍቲ ብምግባር ዝላ ከምዘርአየት ፀብፃብ ባንኪ ልዓት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ።
ኣብ ኣፍሪካ ውሑዳት ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ሞንጎ 2016ን 2022…
ኣብ ፕሮግራም ስልጠና ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኮንጂኒታል ሀርት ኣካዳሚን ኣብ ፕሮግራም ስልጠና ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡
እቲ ሰነድ ስምምዕነት÷ ሓገዝ ኣካዳሚክ ኣገልግሎት ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ዝህቡ ሰብ…