Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

1 ሺሕን 14 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 27 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 924 ደቂ ተብዕትዮን 63 ደቂ…

ዓመታዊ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ሓፈሻዊ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚን ኩለመዳይ ዓወታትን ማሕለኻታት ልምዓትን ኢትዮጵያን ኣብሪሀን።…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀረባ እዋን ምዝገባ ከምዝጅምር ገሊፁ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ሂሩት ገብረስላሴን ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋውን፥ እቲ…

ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ቀረብ ፍርያት ሽኮር ከምዘጋጠሞ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንፅር ቀረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ቀረብ ፍርያት ሽኮር ከምዘጋጠሞ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ መስፍን ኣሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ንዘሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እናቀረበ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ይሳተፉ ከምዘለዉ ይዝከር። ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣኼባ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምጥማት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ሰብዓዊ ኤጀንሲ ኣፍሪካ ኣብ ምጥያሽ ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሰብዓዊ ኤጀንሲ ኣፍሪካ ኣብ ምጥያሽ ዝጠመተ ዘተ ምስ ዳይሬክተር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘቲየን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ምዕባለ ስነ ህዝቢ ኣፍሪካ ከምኡውን ተበፃሕነት ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕናን…

ኢትዮጵያን ስዑዲን ፖሊሳዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታ/ሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑዲን ፖሊሳዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝተስማዕመዓ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፓሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኦባይዱላህ ኣል-ሁመይዳኒ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ዘይሕጋዊ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዘለዉ ወገናት 6 ነጥብ 3 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግቢን ናውቲን ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ኣብ ትግራይ ንዘለዉ ወገናት ዝኸወን 6 ነጥብ 3 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግቢን ናውቲን ንምግባር ዘኽአሎ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ፥ 750 ኩንታል…

ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሼይኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝምራሕ 9 ኣባላት ዘለውዎ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ክሰርሖም ኣብ…