Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳሕለወርቅ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ግድብ ህዳሰ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳሕለወርቅ ዘውዴ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን።
ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ኣብ ክሊ ላዕለዋይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ኣሚነን ክሰርሓ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።
ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ህንፀት ስቪል ስራሕቲ ግድብ ህዳሰ 95 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ስቪል ስራሕቲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 95 ሚኢታዊት ምብፅሑ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ግድብ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ተዛሪቦም።
ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
እቲ ግድብ…
ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልሚን ባህጊን ኣቦታትና ብምብሳር ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ፕሮቶኮል መሰል ደቂኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ መላእ ኣፍሪካ ክትግበር ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮቶኮል መሰል ደቂኣንስትዮ ኣፍሪካ ብመላእ ኣፍሪካውያን ደቂኣንስትዮ ክትግበር ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትዊተር ሒሳበን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣፍሪካ መሰል ደቂኣንስትዮ ትኹረት ጌሩ…
ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ክሳብ 13 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምዝገባ…
ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ።
ሎሚ ዝጅመር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዩኒት 9 ኢዩ።
270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ዘኽእል ኢዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ስምምነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ዘኽእሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ኣብ ከተማ ሰበታ ሕዚ ዝርከበሉ 18 ነጥቢ 9 ሄክታር መሬት ትሕዝቶ ናብ 100 ሄክታር…
1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ኣብ ጋምቤላ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ክልል ጋምቤላ ኣብቲ ክልል ዝረአዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ይካየድ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡመድ ኡጁሉ÷ ውዳበ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ታሐተዎት ኣቢያተ ምኅሪ ፀፅታን ብግቡእ ምጥንኻር ኣብ…