Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳንኤል በቀለ ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ቀፃሊ ኩነታትን ምልዛቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸባነዮ ሓበሬታ የረድእ።…
መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብዚ ዞባ ዘሎ ተገማቲን ዘይገማቲን ስግኣታት ሰላምን ፀፅታን ብዝበለፀ ምክትታልን ምትራፈን ኣብ ዘኽእል ቁመና ንምህናፅ ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣቦ መንበር እቲ ሓይሊ…
ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም።
ርእሰ ኣካዳሚ ምህረት ደበበ፥ እቲ ትካል ብዝተማልአ ማእኸል ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ የሰለጥን ከምዘሎ ተዛሪቦም።
እዚ ድማ…
ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መግለፂ ተዋሂቡ።
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ እዋናዊ ኩነታት ዝገምገመ እቲ ግብረ ሓይሊ፥ እቲ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝግበር…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ኣድላዪ ምድላው ይግበር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ኣድላዪ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣመለወርቅ ህዝቅኤል ከምዝገለፀኦ÷ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ…
ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 11 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ልዕሊ 11 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ሎሚ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ቱርኪ ብውሑዱ 8 ሺሕን 574 ሰባት ህይቶም ሓሊፉ።
ኣብ…
ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመን ብሓባር ኣብ ዝስርሑዎም ጉዳያት ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ተመዛበልቲን ብዝምልከት ብሓባር ተስማዕሚዖም።
ምክትል ቀዳማ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢየ – ፋኦ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሞድዚ ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ግርማ…
ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቀረብ ሓይሊ ዘለዉ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት…