Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ትካላት ቴክኒክን ሞያ ብሓምለዋይ ልምዓት ክዕጀቡ ይግባእ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ትካላት ቴክኒክን ሞያ ብሓምለዋይ ልምዓት ክዕጀቡን ስረሖም ኣዋዲዶም ሞየኦም ከርቓንዩ ከምዝግባእን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን…
ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘተሰርሐ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘተሰርሐ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።
ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገምጋም ከይዲ ስራሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ብምዝዛም ኣብ ትልሚ በጀት…
ኢንተርፕራይዛት ኣብ ዓለም ለኸ ባዛር ምስታፎም ዶብ ዘለል ዓማዊል ንምፍራይ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ባዛር ምስታፎም ካብ ዕዳጋ ዓለም ልምዲ ንኽረኽቡን ዶብ ዘለል ዓማዊል ንምፍራይ ከምዝሕግዝን ተገሊፁ።
ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኢትዮጵያ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ባዛር…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ሽልማት 10 ሚሊየን ብርን ውህብቶ መሬትን ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት መርሃግብሪ ምስግናን ሽልማትን የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ-ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ተዛሪቦም።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ…
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ።
ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ምስ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን…
ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ “ክብሪን ምስግናን ንዕዑ ንዝንተ እለት ይኹን፣ ንሓደ ደቒቓ ኣብ ዘዘለናሉ ደው ብምባል ንኣምላኽ ምስግና ነቕርብ” እንትብሉ ፃውዒት…
ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ሎሚ እውን ከም ትማሊ ፈተናታት ብዓወት ንሳገር፤ ኣእዳውና ንምግና ንዘርግሕ” እንትብሉ ብመሰረት ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት…
ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ረሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ካብ 50 ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ።
ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ኣብ ቤተ…