Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንውፅኢታውነት ዓውዲ ጥዕና ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓውዲ ጥዕና ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ዘሎ እኳ እንተኾነ ንውፅኢታውነት እቲ ዓውዲ ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ ከብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን።
ዓለም ለኸ ፎሮም ኢንቨስትመንት "ኢንቨስንት ኦርጅንስ 2023" ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ።
ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ዶክተር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ክብል ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ወፃኢ ዓድን ዝርከቡ ማሕበራት ዳያስፖራ፥ ናብቲ መርሃ ግብሪ ንዝመፅኡ ትማሊ…
ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ይኸውን ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ።
“ንኣፍሪካ ንመግብ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኢሉ እውን ንባዕልኻ ኣብ ምኽኣል ዘድሃበ ኣኼባ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ…
ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ…
ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ንዝካየድ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ።
መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ክሳብ…
ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ክልላዊ መንግስቲ ብ/ብ/ሕ/ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015…
ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ዳግመ ምጥያሽ ኣድሂቦም ምስ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣብ ፕሮጀክት ዳግመ ምጥያሽ ኣድሂቦም እቲ ጉዳይ ብቐጥታ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብሴክሬታሪያት ዳግመ ምጥያሽን መዳርግቲ ኣካላትን…
ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጀስቲክስን ኣብ 6 ኣዋርሕ 19 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጀስቲክስን ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 19 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት ሽዱሽተ ወርሒ ኣመልኪቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር…