Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓንቲ ሃገር ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእን ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅን ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን ሪፎርም መንግስቲ ሎሚ መበል…

መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕናስ ድኽነት ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ምቕናስ ድኽነትን ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ምጥንኻርን ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ፓነል ተሳሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ወርቃለማሁ፥…

ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኩለመዳይ ዕድላት ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣርሜኒያ ቫሃን ኮስታኒያን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።…

ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ይፃወት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሉ፡፡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ጠሚቱ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት፤ ሚኒስትር ዴኤታ…

መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን(ዶ/ር) ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ሎሚ ምሸት ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ትማሊ ምስ ካብ መልላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ  ዘተ ኣካይዶም ኢዮም። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናይ ዝገብርዎም ዘተታት ኣካል…

ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ተመራመርቲ ኢኮኖሚ። ተመራማሪ እቲ ዓውዲ ኣቡሌ መሓሪ (ዶ/ር)፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንግዲ ወፃኢ ከብ ንምባልን ናህሪ ዋጋ…

ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት 14 መርሃ ግብሪታት ከምዘለዉ መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊን ወለንታዊ መስፋሕፍሒ ኣገልግሎትን…

ካብ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ ስታድዩም ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ሲዳማ ቡናን ወላይታ ዲቻን ናይ መወዳእታ ውድድር ፀዋታ ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምክያዱ ይዝከር። ክልቲኦም ክለባት ንምድጋፍ ካብ ሃዋሳ፣ ወላይታ ሶዶን ከባቢኣን ዝመፁ ብዙሓት ደገፍቲ ዘይምርድዳእ ብምፍጣሪ እቲ ፀወታ ኣብ ዕፁው ስታድዩም ንኽካየድ…

ኣብ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ሕፅረት ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቡሬ፣ ቡልቡላን ይርጋለምን ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ሕፅረት ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ኣማኻሪ ዓውዲ እታወትን መሰረተ ልምዓትን ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ንኢንዱስትሪታት…

ሃዋሳ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 34 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 1 ብ 0 ስዒራ። ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ቢንያም በላይ ንሃዋሳ ከተማ ናይ ዓወት ሸቶ ኣመዝጊቡ።…