Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ብምዃን ንዓቕመ ደካማታት ዝሃነፁዎም ገዛውቲ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ብምውዳድ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ንዓቕመ ደካማታት ዝሃነፁዎም ገዛውቲ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፎም።
ንዓቕመ ደካማ መራሕቲ ስድራ ዝተመሓላለፉ 31 ኣባይቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ዘለዋ ተሳትፎ ምኽባር ሰላም ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ሜ/ጄ ኣዳምነህ መንግስቴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘለዋ ተሳትፎ ምኽባር ሰላም ሕዚ ብዘለቶ ኣግባብ ክትቅፅል ንምግባር ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተጠናሒሮም ክቕጥሉ ከምዝግባእ ኣዛዚ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄነራል ኣዳምነህ መንግስቴ ገሊፆም።
እቶም…
ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ሚርጃና ስፖልጃሪክ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን መራሕቲ ሕብረት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኮፐንሃገን ዴንማርክ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 22 ጉንቦት 2023 ጀሚሩ ናብ ኮፐንሃገን ዴንማርክ ሓዱሽ በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡
እቲ በረራ ብዜካ ሰሉስን ሰንበትን ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ ግዘ ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ…
ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ከንቲባታት ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማን ደሴን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ከንቲባታት ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም።
ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪኑሚ ኣዲንስያ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ባንኪ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ኣሳሊጠን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ውልቀ ማሕበር ዑደት ኣሳሊጠን።
እተን ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ፅርየት ዘለዎም ፍሪያት ንምፍራይ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢደን።
እቲ ትካል ንፅርየት…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ።
6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ÷ ቃለ ጉባኤ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ግደ ሙሁራን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶምጨምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም።
ቅድሚ ሕዚ “ግደ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዙሓት መድረኽ ዘታት ምግባሮም…
ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ።
በቶም ርእሰ ምምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኽ÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ…
ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ፣ ዓለም ለኻዊን ዞባዊ ጂዶ ፖለቲካን ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።
ሓላፊ ዋና ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጄነራል ቡልቴ ታደሰ ኣብ መደረኦም፥ እቲ ዘተ እዋናዊ፣…