Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ግቡእ ምስ ዘለዎም መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።…
ውድብ ጥዕና ዓለም ዝለኣኾ 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን እታወታት ሕክምና ናብ ትግራይ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝለኣኾ 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን እታወታት ሕክምና ናብ ክልል ትግራይ መቐለ ኣቲዩ።
እቲ ሓገዝ ሓደ ሜትሪክ ቶን ዝኸውን መድሓኒት ሕማም ሳምቡእ፣ 3 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን ድማ ንህፁፅ ስራሕቲ መጥባሕቲ ዘገልግሉ እታወታት ጥዕና…
ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
እቶም ኣፈ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያያውያን ብሰላም…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ፊቸርበድ ኢንተርናሽናል ሊሚትድ ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ።
እቲ ዕድጊት ስምምዕነት ብዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ደገፍ ገንዘብ ዝተመቻቸወ ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ…
1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን እንትኸውን፥ እቶም 1 ሺሕን 75 ደቂ ተባዕትዮ…
ኢትዮጵያ ንተሳልጦም ተግባራት ለውጢ ውፅኢታዊ ንኽኾኑ ጀርመን ሓገዝ ከምትገብር ኣምባሳደር ስቴፋን ኣሁርን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተሳልጦም ተግባራት ለውጢ ውፅኢታዊ ንኽኾኑ ጀርመን ሓገዝ ከምትገብር ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣሁርን ገሊፆም።
ሚኒስት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት…
ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንዝተሰለፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓይሊ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንዝተሰለፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሓይሊ ዑደት ገይሮም።
ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝድምስስ ዘሎ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ንምሕጋዝ ሰራዊት ምክኻል ሃገር ናብቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ።
ቅድሚ እቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝሳለጡ ጉባኤታት ኣካል ዝኾነ መበል 11 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣፍሪካ ብኣካልን ኦን ላይንን ጥምረት ኣብ ማላዊ ተኻይዱ።…
ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብን ማእኸለን ክልል ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ገሊፁ።
እቶም ናቑጣታት ማይ ናብ ኣገልግሎት ንምእታው፥ ቱቦታት ማይ፣…
ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ።
ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ከምዝበሎ፥ ንፈተና ካብ መንጎ ዝቐረቡ እቶም 63 ነጥቢ 9 ሚኢታዊት 50ን ካብኡ ንላዕሊን ውፅኢት ኣመዝጊቦም።
እዚ ብመንፅር ኣእ ዝሓለፉ…